ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና በብዓመቱ ዝትግበር መደባት ምግራብ ውጽኢታዊ ንክኸውን፡ ኣቐዲሙ ናይ ምዕቃብ ውጥን ክዳለወሉን ዓድታት ሓላፍነት ወሲደን ብግቡእ ክከታተልኦን፡ ወሃብቲ ርእይቶ ጸዊዖም። ኣብ ዝሓለፈ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ብወፍሪ ልምዓት ተመሃሮ፡ ከምኡ’ውን ብኮም፡ ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስትን ውልቀ ገረብትን ሚልዮናት ፈልሲታት ኣግራብ ከምእተተኽለ፡ እንተዀነ ግን ናይ ዕቃበ ውጥን ወጺኡሉ እቲ ዝድለ ምክትታልን ሓለዋን ስለዘይተገብረሉ፡ እቲ...
Layout A (with pagination)
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ጥዕና ጥሪት ተዋሒሱ ዝህብኦ ምህርቲ ንኽስስን ብስሩዕ ብዘካይዶ መደባት ክታበት እንስሳታትን፡ ዝህቦ ካልእ ኣገልግሎት ሕክምናን፡ ተርእዮ ሕማማት እንስሳታት ከምዝነከየ ተሓቢሩ። በዚ ዓመት መጸ ኣማኢት ኣሽሓት ጥሪት ዝሽፍን መደባት ክታበትን ካልእ ኣገልግሎት ጥዕናን፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ሕማማትን ባልዓትን ብምክልኻልን ብምፍዋስን ጥዕና ጥሪት ኣብ ምሕላው ዘለዎ ግደ፡ ካብ እንስሳታት ናብ ሰብ ዝመሓላለፉ ሕማማት ኣብ ምክልኻል’ውን ልዑል ተራ...
ኣብ ልምዓት መስኖ፡ ምዝውታር ዓበይቲ ኣግራብ ውጽኢታዊ ምዃኑ፡ ካብ 1998 ኣብ ገማግም ሩባ ግራሻ – ሓውሲ ከተማ ሃይኮታ ዝነጥፍ ዘሎ ኣብነታዊ ሓረስታይ ቀሺ ተኽለ ነገደ ገሊጹ። “ዓበይቲ ናይ ኣትክልቲ ፍረታት፡ ብብዙሕ መለክዒታት ውጽኢታዊ’ዩ” ዝበለ ቀሺ ነገደ፡ ኣሕምልቲ እናፍረኻ ክትሰርሖ ስለዝከኣል፡ ኣልማዕቲ ኣቓልቦ ክገብሩሉ ኣዘኻኺሩ። ኣብ ወሰናስን ሩባታት ዝካየድ ንጥፈታት ልምዓት፡ ኣብ ዓበይቲ ኣግራብ ምስ ዝኸውን፡ ፍግረ-መሬት...
ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ብዕለት 16 ሕዳር ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 25 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። እዞም ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ሳምንታት ብፍኑው ካብ ኢትዮጵያ ዝተመልሱ ዜጋታት፡ 17 ኣብ መወሸቢ ማእከል ሰንዓፈ፡ 6 ኣብ መወሸቢ ማእከል እንዳገርግስ፡ 2 ድማ ኣብ መወሸቢ ማእከል ዑበል ተዓቚቦም ዝጸንሑ’ዮም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ እቲ ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ደቡብ ተዓቚቦም ሕክምናዊ...
Arabic Evening News for November 16, 2020 – ERi-TV, EritreaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)