Layout A (with pagination)

ፈልከት – ጸገም ዝስተ ማይ ተፈቲሑ

ፈልከት – ጸገም ዝስተ ማይ ተፈቲሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት – ምምሕዳር ፈልከት፡ ኣብ መዐደሊ ነቝጣታትን ምንጪ ጸሓያዊ ጸዓትን ኣጋጢሙ ብዝነበረ ምብልሻው ዝተኸስተ ጸገም ዝስተ ማይ፡ መንግስቲ ብዝወሰዶ ስጒምቲ ከምእተፈትሐ፡ ነበርቲ ገሊጾም። ብመሰረት ሓበሬታ’ቶም ነበርቲ፡ ድሕሪ ምብልሻው ናይቲ ፕሮጀክት፡ ን3 ሰዓታት ተጓዒዞም ጽሬቱ ዘይተሓለወ ማይ ክሰትዩ ምጽንሖም ብምዝካር፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ግና ሽግሮም መፍትሒ ከምዝረኸበ ኣብሪሆም። ሓላፊ ጨንፈር ጸዓት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ...

Read More
ጋሽ-ባርካ – ጽጉማት ወገናት ነብሶም ዝኽእሉሉ ባይታ ይስራሓሉ

ጋሽ-ባርካ – ጽጉማት ወገናት ነብሶም ዝኽእሉሉ ባይታ ይስራሓሉ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብሰብ-ሰርሖን ባህርያውን ምኽንያታት ግዳያት ማሕበረ-ቁጠባዊ ጸገማት ዝኾኑ ወገናት፡ ኣፍረይቲ ኮይኖም ነብሶም ዝኽእሉሉ ባይታ ንምጥጣሕ ዝተጀመረ ናይ ምጥያሶም መደብ ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ዳይረክተር ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ኣቶ እዮብ ኪዳነ ሓቢሩ። ምስ ኤሪና ኣብ ዘካየዶ ቃለመሕትት፡ ኣቶ እዮብ፡ ዞባ ጋሽ-ባርካ ምስ ዘለዎ ሰፊሕ ናይ ሕርሻን ንግድን ዕድላት፡ ሰባት ሰሪሖም ነብሶም ንክኽእሉ ኣተባባዒ...

Read More

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ስልጠና ሂቡ

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ምስ ማእከል ትካላዊ ብቕዓት ኤርትራ ብምትሕብባር፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ንዝነጥፉ ሰራሕተኛታትን ውሽጣዊ ኦዲተራትን፡ ካብ 9 ክሳብ 20 ሕዳር ኣብ ኣስመራ ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና፡ ኣብ ትካላት ዝግበር ውሽጣዊ ኦዲት ንምውርጻጽ፣ ሃገራዊ ስትራተጂካዊ ውጥን ንምድላው፣ ከምኡ’ውን ዓቕሚታት ምሕደራን መሪሕነትን ንምሕያል ዝዓለመ ኰይኑ፡ ብጠቕላላ 55 ኣባላት ተሳቲፎምዎ። ኣብ’ቲ ናይ ምዝዛም ስነ-ስርዓት፡ ጠቕላሊ...

Read More

Login

Categories