ኣብ ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪን ማእከልን ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ትማሊ 23 ሕዳር ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ካብዚኦም እቶም 3 ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ሳምንታት ብፍኑው ካብ ኢትዮጵያ ዝተመልሱን ኣብ መወሸቢ ማእከል ጊብዶ (ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ) ተዓቚቦም ዝጸንሑን ዜጋታት ክኾኑ እንከለዉ፡ እቶም 4 ድማ – 3 ካብ ኣመሪካ፡ ሓንቲ ድማ ካብ ጀርመን ብነፋሪት ኣትዮም ኣብ ኣስመራ...
Layout A (with pagination)
ኣብ ሽዕብ፡ ናይ ተጠቃምነት ዕለቱ ዝወደቐ ዓይነታት መግብን መድሃኒትን ክሸጣ ዝተረኽባ ትካላት ሕጋዊ ስጒምቲ ከምእተወስደለን ተሓቢሩ። እቲ ኣብ ቅድሚ ዝምልከቶም ኣካላት ዝተቓጸለ ሃለኽቲ፡ ጥሕንያ፡ ዓሲር፡ ሳልሳ፡ ዘይቲ፡ ማስቲካ፡ ብሽኮቲ፡ መድሃኒት ሰብን እንስሳታትን፡ ከምኡ’ውን ብሕጊ ዝተኸልከለ ፌስታል የጠቓልል። ምምሕዳር ሽዕብ፡ ብዘይሓላፍነታውያን ወነንቲ ትካላት ንግዲ ዝርአ ዘይሕጋዊ ተግባራት ንምግታእ፡ ኣብ ዓመት ክልተ ግዜ ኣብ ትካላት ናይ...
ሃማደኤ ጨንፈር ጀርመን፡ ኣብ መዓስከር ደንደን ንዝርከቡ ኣባላት ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ፡ ብ19 ሕዳር ንዋታዊ ሓገዝ ኣበርኪተን። እቲ ዝተበርከተ ሓገዝ፡ 3 ዓበይቲ ፍሪጃትን ዝተፈላለየ ካልእ ናውቲን የጠቓልል። ኣብ ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ሓላፊ ክፍሊ ውደባን ሓበሬታን ኣቶ መሓመድኑር እድሪስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣባላት ሃማደኤ ጨንፈር ጀርመን፡ በብእዋኑ ደገፍ ክገብራ ምጽንሐን ጠቒሱ፡ ብስም ማሕበር...
ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ጀርመን፡ ካብ 24 ጥቅምቲ ክሳብ 14 ሕዳር – ኣብ ሰለስተ ዞባታት ተኸፋፊሎም ብቴለኮንፈረንስ ኣብ ዘካየድዎ ዓመታዊ ኣኼባ፡ ንጥፈታቶም ብምግምጋም፡ መድረኻዊ ተልእኾ ንምስማር ዝሕግዝ ውጥን ስራሕ ሓንጺጾም። ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጀርመን ኣቶ ዮውሃንስ ወልዱ፡ ንህሉው ኩነታት ሃገርን ዞባናን፣ ገስጋስ መኸተ ኮቪድ-19ን ወራር ኣንበጣን፣ ከምኡ’ውን ዝሰላሰሉ ዘለዉ መደባት ሕርሻን...
ERi-TV : ሊድያ ረዘነ – መምህር ኤሮቢክስ | Lidya Rezene, mom, working woman, artist, and aerobics instructor
ERi-TV ፍኖተ ህይወት: ሊድያ ረዘነ – መምህር ኤሮቢክስ | Lidya Rezene, mom, working woman, artist, and aerobics instructorShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)