ቀረብ ማይ ከተማ ዓሰብ ንምስፋሕ ዝተጀመረ ዕዮ ብጽቡቕ ይቕጽል ከም ዘሎ፡ ግዜያዊ ሓላፊ ኣገልግሎት ማይ’ታ ከተማ ኣቶ ይርጋኣለም ገብረሚካኤል ሓቢሩ። እቲ ኣብ ቀንዲ ምንጪ ማይ ሓርሲለን ውሽጣዊ መስመራት ከተማ ዓሰብን ዝካየድ ዘሎ ስራሕ፡ ዛጊት ልዕሊ 80 ሚእታዊ ብምስልሳሉ፡ ክርአ ዝጸንሐ ጸገም ማይ መጠናዊ ፍታሕ ክረክብ ከም ዝሓገዘ፡ ኣቶ ይርጋኣለም ብተወሳኺ ኣብሪሁ። ውህደት ኩለን ኣካላት መንግስትን ግንባርን ዕዙዝ ተሳትፎ ህዝቢን ኣብ ስሉጥነት...
Layout A (with pagination)
ኣብ ምግታእ ለበዳ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ተመዝጊቡ ዘሎ ዓቢ ውጽኢት፡ ንዝበረኸ ዓወት ዝድርኽ ምዃኑ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ኣሃዱ ምቁጽጻር ሕማም ኤይድስን ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማትን ሲስተር ንግስቲ ተስፋሚካኤል፡ ብምኽንያት ዓለማዊ መዓልቲ ኤይድስ ምስ ኤሪና ኣብ ዝገበረቶ ቃለ-መሕትት ገሊጻ። መ ል ከ ፍ ቲ ኤች.ኣይ.ቪ ኣብ 2003 ናብ ኣስታት 4.3 ሚእታዊት ደዪቡ ምንባሩ ዝጠቐሰት ሲስተር ንግስቲ፡ ብዝተኻየደ ውሁድ ናይ ምክልኻል ንጥፈታት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ ዝርከባ ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻል፡ ኣብ ሕርሻታት ደቡባዊ ምዕራብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ለሚዑ ዝኸረመ ኣእካል ብወፈራ ይጐንኣ ኣለዋ። ኣብ ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን – ሓላፊ ሕርሻታት ደቡባዊ ምዕራብ ኣቶ ሓይለዝጊ ሃብተ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ሎምዘበን ኣብ ገርሰት፡ ከታይን ዓሊግድርን ኣስታት 7 ሽሕ ሄክታር መሸላ፡ ስምስምን ብልቱግን ከም እተዘርአ፣ ብዝነበረ ህጡር ክራማት ድማ መብዛሕትኡ ጽቡቕ ከም ዝፈረየ ብምግላጽ፡ ኣብ’ዚ...
News in Tigrinya for 1 ታሕሳስ 2020 – DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ማእገር፡ ዕላል ምስ ሓላፊት ምክትታል ዞባታት ሃ.ማ.መ.ተ.ኤ. ሄለን ኣሚነ | Interview with Helen Amine from NUEW – ERi-TV
ERi-TV – ማእገር፡ ዕላል ምስ ሓላፊት ምክትታል ዞባታት ሃ.ማ.መ.ተ.ኤ. ሄለን ኣሚነ | Interview with Helen Amine from National Union of Eritrean Women (NUEW)Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)