ኣብ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ፡ ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሓሸንኪት ሃብቲ ገረብ ብምዕቃብ ከባቢኦም ንምርጋእን ካብ ኣግራብ ዝርከብ ረብሓታት ንምውሓስን ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕሪ፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ ተገሊጹ። ነበርትን ኣባላት በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ኣግራብ ማሕበረ-ቁጠባውን ኣከባብያውን ኣገዳስነት ከምዘለዎም ብምጥቃስ፡ ሃብቲ ገረብ ከባቢኦም ብግቡእ ሳላ ዝተዓቀበ፡ ጥሪት ርሑቕ ከይከዳ ክምገባን ከጽልላን፣ ፍግረ...
Layout A (with pagination)
ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ – ምምሕዳራት ከባቢ ባዳ፡ ዓዳይቶ፡ ኢንገል፡ ገልዓሎ፡ ዓሳ-ዒላን ካልእ ከባቢታትን ዝተራእየ ኩብኩብታ ኣንበጣ ምድረ-በዳ፡ ብዝተኻየደ ውሁድ ጻዕሪ፡ ከየስፋሕፍሐን ምንፋር ከይጀመረን ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣትዩ። ኣብ’ቲ ወፍሪ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ምስ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ፡ ምምሕዳር ከባብን ሓረስቶትን ብምውህሃድ ኣድማዒ ንጥፈታት ከምዘካየዱ ዝሓበረ ሓላፊ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ዩሱፍ ሑሴን፡ እቲ ሓደጋ ከምእተኣልየ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲተከሌዛን፡ ብሰንኪ ራሕቂ ቦታ ዘጋጥም ጸገማት ንምቅላል ብኮም ዝተሰርሐ መጸበዪ ነብሰ-ጾራት፡ ኣደታት ብቐረባ ጥዕናአን እናተኸታተላ ብሓገዝ ሰብ ሞያ ጥዕና ክሓርሳ ዝምስገን ኣበርክቶ ይገብር ኣሎ። ሓላፊ ኮማዊ ሆስፒታል ዓዲ-ተከሌዛን ነርስ ሳሚኤል ኣስመላሽ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ኣብ ምብራቓውን ምዕራባውን ሸነኽ ናይቲ ንኡስ ዞባ ዝርከባ ዓድታት፡ ኣብ ኣገልግሎት ምክትታል ቅድምን ድሕሪን ሕርሲ ክሽገራ ምጽንሐን ጠቒሱ፡ ብዝተኻየደ...
ኣግእዞ ድምጺ ኤርትውያን ደቂ ኣንስትዮ: ካብ ደቂ ተባዕቲዮስ ንሕና ንበልጽ – DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Arabic Evening News for December 4, 2020 – ERi-TV, EritreaShare this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)