Layout A (with pagination)

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዞባታት ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ማእከልን ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ብዕለት 12 ታሕሳስ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 55 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ፡ እቶም ናይ ዞባ ደቡብ – 13 ኣብ መወሸቢ ማእከል ሰንዓፈ፡ 7 ኣብ መወሸቢ ማእከል እንዳገርግስ፡ 1 ድማ ኣብ መወሸቢ ማእከል ማይ-ድማ ተዓቚቦም ዝጸንሑ ኰይኖም፡ ብምሉኦም ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ሳምንታት ብፍኑው ካብ ኢትዮጵያ ዝተመልሱ፣ ሓንቲ ካብ...

Read More

ዓዲ-ተከሌዛን – ነበርቲ መዓልዲ ሃብቲ ገረብ ንምዕቃብ ድሉውነቶም ይገልጹ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ መዓልዲ – ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ሃብቲ ገረብ ንምዕቃብን ዝበረሰ ንምትካእን ብዝሓየለ ውዳበታት ክሰርሑ ዘለዎም ድሉውነት ኣረጋጊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ከባቢኦም ብመበቈላዊ ዓይነታት ኣግራብ ሃብታም ምዃኑ ብምጥቃስ፡ ነዚ ምስ ሂወት ሰብን እንስሳን ጥቡቕ ምትእስሳር ዘለዎ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ ብምዕቃብን ሓድሽ ብምትካልን ንምስሳኑ ዘካይድዎ ጻዕሪ፡ ብዝበለጸ ከምዝደፍኡሉ ገሊጾም። ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ...

Read More
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ብርሰት ኣግራብ ንምርግጋእ ውጽኢታዊ ስራሕ ይሰላሰል ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ብርሰት ኣግራብ ንምርግጋእ ውጽኢታዊ ስራሕ ይሰላሰል ኣሎ

ኣባላት በዓል-ስልጣን ምቁጽጻር ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ምስ ህዝቢ ተሓባቢሮም ብርሰት ኣግራብ ንምግታእ ውጽኢታዊ ስራሕ የሰላስሉ ከምዘለዉ ገሊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ጐኒ-ጐኒ’ቲ ንቕሓት ሕብረተሰብ ብምብራኽ ተሳትፎኡ ንምዕዛዝ ዘካይድዎ ጻዕሪ፡ ሃብቲ ገረብ ብሓፈሻ ጥንታውን ታሪኻውን ኣግራብ ድማ ብፍላይ ንምዕቃብ ጽዑቕ ሓለዋን ኰለላታትን ብምክያድ፡ ንዘብርሱ ኣብ ሕጊ የቕርቡ ምህላዎም ሓቢሮም። ሓላፊ በዓል...

Read More

Login

Categories