Layout A (with pagination)

ዲጋ ምስላም ኣብ ምድንፋዕ ልምዓት ጀራዲን ዓቢ ዕድል ትፈጥር

ኣብ ገማግም ዲጋ ምስላም (ገርገራ) ጀራዲን ዘልምዑ ዘለዉ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ብዝረኸብዎ ጸጋታት ማይ ንጥፈታቶም ብምስፋሕ ምህርቶም ንምዕባይ ይሰርሑ ከምዘለዉ ገሊጾም። ተቐማጢ ዓዲ-ራእሲ ሓረስታይ መሓሪ ወልደኣብ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ዲጋ ምስላም ምስ ተሃንጸት ትሕዝቶ ትሕተ-ባይታዊ ማይ ብምህብታሙ፡ መሬቶም ብግቡእ ከልምዕዎ ከምእተተባብዑ ኣብሪሁ። “ኣብ ከባቢና ዓቢ ዲጋ ምህናጹ፡ ነዚ ከባቢ ዓቢ ረብሓ’ዩ” ዝበለ ሓረስታይ መሓሪ፡ ውሕስነት ማይ...

Read More
ኣራዕታ – ሸፈነ ክታበት ኣብ ህጻናት ይሰፍሕ

ኣራዕታ – ሸፈነ ክታበት ኣብ ህጻናት ይሰፍሕ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ንህጻናት ዝወሃብ ኣገልግሎት ክታበት ሰፊሕ ሸፈነ ከም ዘለዎ፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፊ መደባት ክታበት ኣቶ ሑመድ እድሪስ ሓቢሩ። ንኤሪና ኣብ ዝህቦ ሓበሬታ፡ ኣቶ ሑመድ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ – ኣገልግሎት ክታበት ኣብ መደበራት ጥዕና፡ ከምኡ’ውን ናብ ርሑቕ ከባቢታት ብምንቅስቓስ ከም ዝወሃብ ብምጥቃስ፡ ብስሩዕ ክወሃብ ስለዝተኻእለን ቈልዑ ኣብ ግቡእ ግዜኦም ክኽተቡ ስለዝጀመሩን፡ ሸፈነ...

Read More
ሰ/ቀ/ባሕሪ – ንመደባት ማሕበራዊ ድሕነት ልዕሊ 17 ሚልዮን ናቕፋ ወጻኢ ተገይሩ

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ንመደባት ማሕበራዊ ድሕነት ልዕሊ 17 ሚልዮን ናቕፋ ወጻኢ ተገይሩ

ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንደበስ ስድራ ስዉኣት፡ ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት፡ ከምኡ’ውን ንዘኽታማት፡ ስንኩላንን ኣረጋውያንን ዝኣልያ ስድራቤታት ንምጥያስ ኣስታት 17.6 ሚልዮን ናቕፋ ወጻኢ ገይሩ። ወኪል ጨንፈር’ቲ ሚኒስትሪ ኣቶ እስማዒል ዑስማን ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ ዝዓበየ ክፋል ናይቲ ወጻኢታት ኣብ ምኽፋል ደበስ ስድራ ስዉኣትን ደገፍ ተኣለይቲ ናይ ኲናት ስንኩላንን ከም...

Read More

ጥርናፈ ዓድታት ምምሕዳር ከባቢ መዓልዲ ንነበርቲ መስተርሆት ፈጢሩ

ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ መዓልዲ – ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዝወሰድዎ ናይ ምጥርናፍ ስጉምቲ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ክረኽቡን ንጥፈታት ሕርሻ ከስፍሑን ከምዝበቕዑ ገሊጾም። ካብ መባእታ ክሳብ ካልኣይ ደረጃ ዝተዘርግሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ፡ ከምኡ’ውን ኣገልግሎት ጥዕናን ዝስተ ማይን ተዋዲዱሎም ከምዘሎ ዝሓበሩ ወሃብቲ ርእይቶ፡ ንዝበለጸ ኣገልግሎት ሕጽረታት’ተን ትካላት ክማላእ ኣዘኻኺሮም። ብተሳትፎ...

Read More

Login

Categories