ኣብ ከተማ ኣስመራ – ንኡስ ዞባ ሰምበል እትርከብ ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት-ትምህርቲ ሰምበል፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 12 ክፍሊ ካብ 3 ክሳብ 4 ምሉእ ነጥቢ ዘምጽኡ – 35 ደቂኣንስትዮ ዝርከባኦም 66 ተመሃሮ ኣባላት...
Category - Newspapers
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲዃላ፡ ንኣባላት ማሕበር ኣልማዕቲ ኣሕምልትን ፍረታትን ከምኡ’ውን ንኣባላት ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ፡ ንኣሰራርሓን ኣጠቓቕማን ባህርያዊ ድኹዒን ጸረባልዕን ዝምልከት ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ንሰለስተ መዓልታት ዝቐጸለ –...
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ – ሰነ፡ ኣብ መላእ ሃገርን ኤርትራውያን ኣብ ዝነብሩለን ሃገራትን ብልዑል ሓበን ተዘኪራ። ብደረጃ ሃገር፡ ኣብ መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ – ብኣዝዩ ውሱን ተሳትፎ ዝምልከቶም ኣብ...
ኣብ ምምጻእ ናጽነትን ምውሓስ ልኡላውነትን በጃ ንዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር፡ ብ19 ሰነ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ደብረ ሳህለ ቤተ-ክርስትያን ቅዱስ ሚካኤል – ጸሎተ ፍትሓት፣ ኣብ መስጊድ ኣልኹላፋእ...
መንግስቲ ኤርትራ፡ ንስድራ ስዉኣት ልዕሊ 5.2 ቢልዮን ናቕፋ ደበስ ከምዝኸፈለ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዳይረክተር ጨንፈር ድሕነት ስድራ-ስዉኣት ኣቶ ዘርኣይ ተኽለኣብ፡ ብምኽንያት 20 ሰነ – መዓልቲ ሰማእታት...
ኣብ ጀርመን – ከተማታት ፍራንክፈርትን ካስልን፡ ኣብ ህልው ኩነታትን ኣገልግሎት ቈንስላዊ ጉዳያትን ዝዘተየ ሰሚናራት ተኻዪዱ። ጠቕላሊ ቈንስል ኤርትራ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ኣቶ ክብረኣብ ተኸስተ፡ ንነበርቲ እታ ከተማ ኣብ...