ቤት-ጽሕፈት ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣፍልጦ መንእሰያት ኣብ ሕጊ ትራፊክ ብምዕባይ ሓደጋታትን ሳዕቤናቶምን ንምክልኻል ብዘካይዶ ዘሎ ዕማም፡ ብ13 ሚያዝያ ንተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ባጽዕ ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣዛዚ’ቲ ቤት...
Category - Newspapers
ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝርአ ጸገማት ንምፍታሕ፡ ኮሚተ ወለዲ ዝተሳተፍዎ ዘተ ተኻዪዱ። ሓላፊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር መሓሪ ተሾመ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ...
ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ተፋንዩ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,733 በጺሑ ኣሎ። 9,627 ካብ’ዚኦም ሓውዮም...
ምምሕዳር ዞባ ማእከል፡ ግብሪ መሬትን ልቸንሳን ዝኸፍሉ ወነንቲ ትካላትን ኣባይትን፡ ዕዳኦም ብኣጋ ከጻፍፉ ጸዊዑ። ሓላፊ ኣሃዱ ኣታዊ ግብሪን ቀረጽን ዞባ ማእከል ኣቶ ሃብተ የዕብዮ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ካብ 2003 ከይከፈሉን ንዝጀመርዎ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ከርከበት፡ ንቕሓት ሕብረተ-ሰብ ብሓፈሻ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ድማ ብፍላይ ክብ ብምባል ተሳትፎ ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ንምብራኽ ዝሕግዝ ርክብ፡ ምስ ወከልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምምሕዳራት ከባቢ ‘ኣካይደን ኣግማይትን’ ተኻዪዱ። እቲ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና፡ ኣብ 15 ምምሕዳራት ከባቢ ንዝተመርጹ ኣነባበርቲ ዓድን ኣከብቲ ግብርን፡ ኣብ ስርሖም ዝሕግዞም ስልጠና ተዋሂቡ። ኣብ ዞባ ደቡብ ሓላፊ ጂኦግራፍያዊ ስርዓተ ሓበሬታ ኣቶ ጎይትኦም ሃብቶም ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡...