Category - Newspapers

ባረንቱ – ንተመሃሮ ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ባረንቱ – ንተመሃሮ ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

መደበር ፖሊስ ንኡስ ዞባ ባረንቱ፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ ኣፍልጦ ሕጊ ብምብራኽ ምትሕብባር ህዝቢ ምስ ፖሊስ ንምዕባይን ተርእዮ ገበናት፡ በደላትን ሓደጋታት ትራፊክን ንምንካይን ዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ንተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት፡...

ዓረዛ – ስፖርታዊ ቅነ ተመሃሮ ተኻዪዱ

ዓረዛ – ስፖርታዊ ቅነ ተመሃሮ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ብምውህሃድ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርትን ኮሚሽን ስፖርትን ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ዝተወደበ ስፖርታዊ ቅነ ተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ፡ ብ9 ሚያዝያ ተዛዚሙ። እቲ 4 ናይ ማእከላይን 2 ናይ ካልኣይን ደረጃ...

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 2 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,733 በጺሑ ኣሎ። 9,629...

ማእከል – ንሓደስቲ ኣመሓደርትን ኣካየድቲ ስራሕን ስልጠና ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብክፍሊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ዝተወደበ ስልጠና፡ ን166 ሓደስቲ ዝተመርጹ ኣመሓደርቲ ከባብን ኣካየድቲ ስራሕን ተዋሂቡ። እቲ ስልጠና፡ ኣብ ምሕደራን መሪሕነትን፡ ምሕደራ ግዜን ንብረትን፡ ምሕደራን ዕቃበን ሰነዳት፡...

ሓጋዝ – ውዳበ መንእሰያት ሰራሕተኛታት ራብዓይ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ሓጋዝ – ውዳበ መንእሰያት ሰራሕተኛታት ራብዓይ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ውዳበ መንእሰያት ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስቲ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ራብዓይ ጉባኤ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ናይ’ቲ ውዳበ፡ መንእሰይ ጠዓመ ማሉ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ልምዓታዊ፡ ማሕበራዊ፡ ቁጠባዊ፡...

Login

Categories