መንግስታት ብሪጣንያን ርዋንዳን፡ ዝሓለፈ ሰሙን “መስርሕ ጉዳዮም ንምስላጥ” ብዝብል ፈሊጥ፡ ንደለይቲ ዑቕባ ስደተኛታት ብቻርተር በረራታት ናብ ርዋንዳ ኬግዕዛን ኬጣይሳን፡ ብ120 ሚልዮን ፓውንድ መባእታዊ ክፍሊት፡ “ውዕል ፕሪቲ ፓተል”...
Category - Newspapers
ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ ዝርከብ ሃገራዊ ሕዛእቲ ደንጐሎን ሰለሙናን፡ ሳላ’ቲ ዝግበረሉ ዘሎ ናይ ሓለዋ ንጥፈታት ሰሲኑ ኣብ ጽቡቕ ኲነታት ከምዘሎ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣግራብ ብሓፈሻ፡ መበቈላዊ ኣግራብ ድማ ብፍላይ – ኣብ ጽቡቕ...
ኣብ ማእከል ጥዕና ሰረጀቓ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 78 ሚእታዊት ዝነበረ ሸፈነ ሕርስን ምክትታል ቅድመሕርስን፡ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ናይ 2022 ናብ 92 ሚእታዊት ከምዝዓበየ ተሓቢሩ። ሓላፊት’ቲ ማእከል ሲስተር ምልእተጸጋ ገብረማርያም፡ እቲ...
ኣባል እዚ ህዝባዊ ሰራዊት ኤርትራ፡ ገዲም ተጋዳላይ ኮሎኔል ካሕሳይ ሓጐስ ዘርኢት፡ ብ17 ሚያዝያ ኣብ መበል 71 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሕዳር 1974 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ኮሎኔል...
ኣብ ጋሕቴላይ፡ ኣገልግሎታት ማይ፡ ኤለትሪክን ጥዕናን ንምስፋሕ ስጒምቲ ይውሰድ ከምዘሎ፡ ኣመሓዳሪ’ታ ሓውሲ ከተማ ኣቶ ዘርእሰናይ ጋይም ሓቢሩ። ኣብ ኣገልግሎት ማይ ክርአ ዝጸንሐ ሕጽረት ንምፍታሕ፡ ሓዳስ ጀነረተር ተተኺላ መስርሕ...
ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣምባሳደር ዓብደላ ሙሳ፡ ብ14 ሚያዝያ ኣብ ንኡስ ዞባ ገለብ ንዝርከብ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎትን መደባት ልምዓትን ንምዕዛብ ዑደት ኣካዪዱ። እቲ ንምምሕዳራት ከባቢ ቁሩሕ፡ ኣይባባን ምሕላብን ዘጠቓለለ ዑደት፡...