ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሓጋዝን፡ ናይ ሓመድ ጽርግያታት ብህዝባዊ ወፈራታት ይጽገን ኣሎ። ናይ ሓመድ ጽርግያ ዓዲ-ቐይሕ – ሕረት፡ ህዝቢ ምምሕዳር ከባቢ ማእለውያ ኣብ ዝወደቦ ወፈራ፡ ካብ ዓዲ-ቐይሕ ንሸነኽ ምዕራብ...
Category - Newspapers
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓልሓል፡ ኣብ ምድንፋዕ ሕርሻዊ እቶትን ምርጋእ ኣከባብን ዘተኰረ ወፈራዊ ልምዓታዊ መደባት ይሰላሰል ኣሎ። እቲ ብሰፊሕ ህዝባዊ ተሳትፎ ኣብ ሓውሲ ከተማ ሓልሓልን ምምሕዳር ከባቢ መለብሶን ዝዕመም ዘሎ መደባት፡ መሬት ሕርሻ...
ሃማደኤ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ 6 ንኡሳን ዞባታት ኣመሓደርቲ ከባብን ኣካየድቲ ስራሕን ኰይነን ንዝተመርጻ 46 ደቂ-ኣንስትዮ፡ ኣብ ስርሐንን ጉዕዞ ሂወተንን ዝሕግዘን ስልጠና ወዲቡ። እቲ ብ13ን 14ን ሚያዝያ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተዋህበ...
ሓረስቶት፡ እቶትን እቶታውነትን ንምዕባይ ኣብ ዘካይድዎ ጻዕሪ፡ ባህርያዊ ድዂዕን ውሕሉል ኣጠቓቕማ ጸረ-ባልዕን ከዘውትሩ፡ ኣብ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል ክኢላ ልምዓት ኣትክልቲ ኣቶ ዮናስ ገብሩ መኺሩ። ኣብ’ቲ ዞባ ኣብ...
ተርእዮ ገበናት፡ በደላትን ሓደጋታት ትራፊክን ንምቁጽጻር፡ ዝምድና ህዝብን ፖሊስን ክዓዝዝ፡ ኣዛዚ መደበር ፖሊስ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ ምክትል ተለንተ ገብረትንሳኤ ብርሃነ ጸዊዑ። ብ12 ሚያዝያ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ዓበይቲ ዓዲ፡...
መበል 16 ዋዕላ መንእሰያት ህ.ግ.ደ.ፍ ኤውሮጳ፡ “ኣፍሪቃ-ለኸ ሓርነትን – መሪሕነት ብዕላማን” ብዝብል ቴማ፡ ካብ 14 ክሳብ 18 ሚያዝያ ኣብ ሮማ – ኢጣልያ ተቓኒዑ። ኣብ’ዚ ካብ ኤርትራ፡ ኤውሮጳ፡ ኣመሪካ፡...