Category - Newspapers

ወለዲ ተመሃሮ፡ ጥዕና ደቆም ኣብ ምክትታል ክተሓባበሩ ይሕተቱ

ኣብ ትሕቲ-ዕድመ ተመሃሮ ዘጋጥም ናይ ምርኣይ ወይ ናይ ምስማዕ ጸገማት፡ ከምኡ’ውን ትምህርቶም ካብ ምክትታል ዘሰናኽሎም ሕማማት ብኣጋ ንምልላይን ንምፍዋስን፡ ወለዲ ኣብ ምክትታል ጥዕና ደቆም ትኲራት ክዀኑ ሞያውያን ኣዘኻኺሮም። ኣብ...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ሱዳን ርክባት ኣካዪዱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ሱዳን ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ብምፍጻም፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦ...

ጊንዳዕ – ማሕበር ኣርባሕቲ ናይ ጸባ ከብቲ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ጊንዳዕ – ማሕበር ኣርባሕቲ ናይ ጸባ ከብቲ ጉባኤ ኣቃኒዑ

ማሕበር ኣርባሕቲ ናይ ጸባ ከብቲ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ብ15 ሚያዝያ 3ይ ጉባኤ ኣቃኒዑ። ጸሓፊ ማሕበር ኣቶ መድሃኔ ዮውሃንስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ጉባኤ ብሰንኪ ቅጥዕታት ምክልኻልን ምቊጽጻርን ኮሮና ቫይረስ ብሰለስተ ዓመት ከምእተደናጐየ...

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ ሓውዩ ተፋንዩ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,733 ክኸውን እንከሎ፡ ካብዚ’ኦም እቶም...

Login

Categories