ኮሌጅ ስነ-ፍልጠት ማይ-ነፍሒ፡ ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመተ-ትምህርቲ 2021/2022 3.25 ልዕሊኡን ነጥቢ ንዘመዝገቡ 278 ብሉጻት ተመሃሮኡ ሸሊሙ። ብ20 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ምዕዳል ሰርቲፊኬት፡ ዲን ናይቲ ኮሌጅ ፕሮፌሰር...
Category - Newspapers
ተመሃሮ ካብ ገበናትን ነውሪታትን ክሕየቡ፡ ምትሕብባር ወለዲን ፖሊስን ክዓዝዝ፡ ኣዛዚት 4ይ መደበር ፖሊስ ዞባ ማእከል ካፕተይን ሰምበላዊት ረዳእ፡ ብ20 ሚያዝያ ንተመሃሮ ኣብ ዝሃበቶ ኣስተምህሮ ኣዘኻኺራ። ኣብ’ቲ ብቤት-ጽሕፈት ሃማመተኤ...
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ንኣባላቱ ዘገልግል ማእከል ምንቅስቓስ ኣካላት – ማለት ጅምናዝዩም፡ ብ17 ሚያዝያ ኣብ ከተማ መንደፈራ ከፊቱ። እዚ ብምትሕብባር ኣብ ወጻኢ ዝርከባ...
ናብ ሕብረተ-ሰብ ዝቐርብ ውጽኢት ጸባን ስጋን፡ ጥዕናኡ ዝተረጋገጸ ክኸውን ከምዝግባእ – ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ላዕለወይቲ ክኢላ መርመራ ጸባን ስጋን ወ/ሮ ነጻነት ኪዳነ ኣተሓሳሲባ። ንንጥፈታት ፋብሪካ ጸባ ኣስመራን ካልኦት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ልዑል ነጥቢ ዘምጽኡ 16 ተመሃሮ፡ ሽልማት ‘ዒንደማሶ’ ተዋሂቦም። ብ17 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር ተስፋኣለም...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ዓዲ-ቐይሕ ዝዀነ ሓደ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,734...