ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ብኣብነታውያን ኣልማዕቲ ጀራዲን ዝተዘርአ ካልኣይ ወለዶ ኤለክትራ ዝተባህለ ምሩጽ ዓሌት ድንሽ፡ ጽቡቕ ምዕባለ የርኢ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ሕማማት ዝጻወርን ኣብ ሓጺር ግዜ ንፍረ ዝበጽሕን ዘርኢ ድንሽ፡ ድሮ ኣብ...
Category - Newspapers
ሰራሕተኛታት መንግስቲ፡ ንቕሓት ሕብረተሰብ ኣብ ኣገዳስነት ምኽፋል ግብርን ቀረጽን ንምብራኽን ከም ባህሊ ንምስራጽን፡ ቀላሲ ተራ ክጻወቱ – ብ16 ሚያዝያ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተዋህበ – ንሓፈሻዊ ኣምራት ግብርን ቀረጽን...
ኣገልግሎት ክብሪ መዝገብ ዝደሊ ዓሚል፡ ዝተማልአን ጽፉፍን ሰነዳት ሒዙ ክቐርብ – ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ኣሃዱ ክብሪ መዝገብ ኣቶ ተስፋልደት ሃብተሚካኤል ኣዘኻኺሩ። እቲ ኣሃዱ ተቐባሊ’ምበር ሓጋጊ ከምዘይኮነ ዝጠቐሰ...
ኣብ ሚኒስትሪ ዜና ዳይረክተር ፋይናንስ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ዓንደማርያም ስብሃቱ ንጉሰ (በይሉል)፡ ብ22 ሚያዝያ ኣብ መበል 70 ዓመት ዕድመኡ፡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ግንቦት 1975 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጎዳይፍ፡ ኣብ ኣመሪካን ካናዳን ዝነብሩ ዜጋታት ዝለኣኽዎ 100 ሽሕ ናቕፋ፡ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤን ዒድ ኣልፈጥርን – ን100 ስድራ-ቤታት ስውኣትን ጽጉማት ወገናትን ተመቓሪሑ። ብ21 ሚያዝያ ኣብ ዝተኻየደ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ – ኣብ ገምገም ሩባታት ሕዳይ፡ ሞዖን ኣትካላትን ኣብ መስኖኣዊ ልምዓት ዝነጥፉ ሓረስቶት፡ እቶቶም ብዓይነትን መጠንን ካብ ንምባል ዘካየድዎ ጻዕሪ፡ ዘተባብዕ ውጽኢት ይረኽቡሉ ከምዘለዉ ሓቢሮም። እቶም...