ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎ ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቡ ክንክን ክግበረሉ ዝጸንሐ ሓደ ዜጋ፡ ሓውዩ ትማሊ ተፋንዩ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,734 ክኸውን እንከሎ፣ እቶም 9,631...
Category - Newspapers
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን ኣቶ ዮውሃንስ ተኽለሚካኤል፡ ብ20ን 21ን ሚያዝያ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ሚኒስተር ኣባይትን መሬትን፣ ከምኡ’ውን ምስ ሚኒስተር ትምህርቲ ዞባ ማእከላይ ኤኳቶሪያል ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን...
ዓለማዊ መዓልቲ ዓሶ – 25 ሚያዝያ፡ “ዓሶ ንምጥፋእ ብዝለዓለ ንገስግስ’’ ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ዞባ ማእከል ኣብ ንኡስ ዞባ በሪኽ ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ዳይረክተር ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል ዶ/ር ሙሉጌታ...
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ንመኸተ ለበዳ ኮሮና ቫይረስን ንመናበዪ ስድራ ስዉኣትን፡ 144 ሽሕ ዶላር ኣመሪካ ኣበርኪቶም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ፡ ማዕከን መኸተ ኮቪድ-19 ንምስሳን ዝውዕል...
ኣባል ባይቶ ዞባ ማእከል ገዲም ተጋዳላይ በረኸት ተኽልኣብ ምሕረትኣብ፡ ብ23 ሚያዝያ ኣብ መበል 71 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ግንቦት 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ተጋዳላይ በረኸት፡ ክሳብ...
ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ – 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ፡ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ቃለ-ቡራኬ ሂቦም። ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ ኣብ መልእኽቶም፡ ንኣመጻጽኣን ትርጉምን...