በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ብ26 ሚያዝያ ኣብ ኣዳራሽ ሃኮሰኤ-ኣስመራ፡ ኣብ ምንጻር ዕማማትን ኣበርክቶን መሻርኽቲ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ሚኒስተራት፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ሓለፍቲ ትካላት...
Category - Newspapers
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ኣብ 2021 ዝተሃንጻ ሓደስቲ ናይ መባእታ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝጸንሐ ጸገማት ትምህርቲ ከምዘቃለላ ተገሊጹ። ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር...
ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን፡ ኣፍልጦ ሕጊ ብሓፈሻ፡ ኣብ ምክልኻል ገበን፡ በደላትን ሓደጋታት ትራፊክን ዘሎ ንቕሓት ድማ ብፍላይ ክብ ንምባል፡ ንህዝብን ተመሃሮን ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ኣዛዚ መደበር ፖሊስ ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ – ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓድ-ፋካይ፡ ጥብ ዝበለት ማይ ንምዕቃብ ወፈራዊ ራሓት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመታት እኹል ዝናብ ስለዘይወቕዐ፡ እቶታውነት ሕርሻ ከም’ቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ – ምምሕዳራት ከባቢ ዳምባ-ምጭን ዑና-ጋዕቤንን ብ23 ሚያዝያ ዝሃረመ በረድ ዝተሓወሶ ዝናብ፡ ኣብ ጥሪትን መስመር መጓዓዝያን ጉድኣት ኣውሪዱ። ብመሰረት ደንጒዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ፡ በቲ ንልዕሊ ክልተ...
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ጥሕሰት ሕጊ ትራፊክ ዝጠንቁ ሓደጋታት ተሽከርከርቲ፡ ኣብ ቀዳሞት ሰለስተ ኣዋርሕ ናይ 2022 ከምዝወሰኸ፡ ጸብጻብ ፖሊስ ሓቢሩ። ሓላፊ ሓደጋን መርመራን ኣቶ ግርማይ ተስፋይ፡ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ብጠቕላላ 4,262...