ኣብ ንኡስ ዞባ ድቡብ ደንካልያ ኣገልግሎት ትምህርቲ ንምስፋሕ ብዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዋደ ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ ከባቢ ክሳብ ሕጂ፡ ናይ መባእታን ማእከላይን ደረጃ ትምህርቲ ክወሃብ ምጽንሑ፣...
Category - Newspapers
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ትማሊ 28 ሚያዝያ ኣብ ‘ሆቴል ኣስማራ ፓላስ’ ኣብ ዝዓደሞ፡ ወከልቲ ዝምልከተን ኣካላት መንግስትን ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ሓለፍቲ ትካላት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ዝተሳተፍዎ ስነስርዓት፡ ኣርባዕተ ቀንዲ ሰነዳት ዝሓዘ...
ኣብ ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን፡ ንተመሃሮ ዝተፈላለያ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ብዛዕባ ምክልኻል ገበናትን ምሕላው ክብርታትን ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ኣዘዝቲ ቀዳማይን ራብዓይን መደበራት ፖሊስ – ኣስመራ፡ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ 2ይ...
ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ፡ ካብ ምምሕዳራት ከባቢ ሓይነባ፡ ተኾንዳዕ፡ ሲብራሶ፡ ሃዳሙ፡ መንደፈራን ማእለውያን ንዝተዋጽኡ ኣብነታውያን ሓረስቶት፡ ብዛዕባ ኣደላልዋ ባህርያዊ ድዂዒ (ኮምፖስት) ስልጠና ሂቡ። እቲ...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈደረሽን ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ኣብ ሩስያ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ...
ኣብ መደበር ጥዕና ኩዶ-ፈላሲ – ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 21 ሚእታዊት ዝነበረ ተጠቃምነት ኣገልግሎት ሕርሲ፡ ሎሚ ዓመት ናብ 35 ሚእታዊት ክብ ከምዝበለ፡ ሓላፊ’ታ መደበር ጥዕና ነርስ ኣማኑኤል ተስፋገርጊስ...