Category - Newspapers

ሰገነይቲ – ማሕበር ኣርባሕቲ ንህቢ ‘ኣባሓኒ’ ዓቕሚታቱ ንምዕባይ ይሰርሕ

ሰገነይቲ – ማሕበር ኣርባሕቲ ንህቢ ‘ኣባሓኒ’ ዓቕሚታቱ ንምዕባይ ይሰርሕ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዝርከብ ማሕበር ኣርባሕቲ ንህቢ ‘ኣባሓኒ’፡ ዓቕሚታት ማሕበር ንምምዕባልን ፍርያቱ ንምስሳንን ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊጹ። ዋና ጸሓፊ ማሕበር ቀሺ ሰለሙን ክፍለማርያም፡ ኣብ 2017 ኣብ ትሕቲ ጽላል ሚኒስትሪ...

ጊንዳዕ – ሓደስቲ ኣመሓደርቲ ከባቢ ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም

ጊንዳዕ – ሓደስቲ ኣመሓደርቲ ከባቢ ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም

ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ሓደስቲ ዝተመርጹ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን፡ ኣብ ስራሖም ዝሕግዞም ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም። እቲ ኣስተምህሮ፡ ኣብ ኣምራት ምሕደራ፡ ኣተሓሕዛ ሰነዳትን ትግባረ ዝውጠኑ መደባትን ዘተኰረ...

መንእሰያት፡ ኣብ ሕሉፍ ታሪኽን ኣተሓሕዛኡን ክዓትቡ ይሕተቱ

መንእሰያት፡ ኣብ ሕሉፍ ታሪኽ ጅግንነትን ኣተዓቓቕባኡን ኣተኲሮም ክዋስኡን ክመራመሩን፡ ደራስን ተመራማሪ ታሪኽን ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ፡ ብ28 ሚያዝያ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣብ ዝገበሮ ሰሚናር ኣገንዚቡ። ንመንእሰያት...

ተሰነይ – ሓረስቶት ብማሽነሪ ዝተደገፈ ምድላዋት ይገብሩ ኣለዉ

ተሰነይ – ሓረስቶት ብማሽነሪ ዝተደገፈ ምድላዋት ይገብሩ ኣለዉ

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ማይን ሓመድን ብምዕቃብ እቶታውነት ንምዕባይ ብማሽነሪ ዝተደገፈ ምድላዋት ይገብሩ ከምዘለዉ፡ ኣብ ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ’ቲ ንኡስ ዞባ ሓላፊ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ልምዓት መስኖን ኢንጂነር መርሃዊ ገብረሚካኤል...

ሰንሰለታዊ ፋርማሲታት ኤርትራ፡ ኣገልግሎቱ ንምስፋሕ ይሰርሕ

ሰንሰለታዊ ፋርማሲታት ኤርትራ፡ መድሃኒት ብርትዓዊ ዋጋ ናብ ሕብረተሰብ ንምብ’ጻሕን ኣገልግሎቱ ንምስፋሕን ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ትካል ኣቶ ተስፋስላሴ ገደል ገሊጹ። ኣቶ ተስፋስላሴ፡ ዕላማታት ትካሎም – ቀጻልነት...

Login

Categories