Category - Newspapers

መደበር ፈልሲ ን/ዞባ ሰገነይቲ፡ ልዕሊ 45 ሽሕ ፈልሲታት ኣዳልያ

መደበር ፈልሲ ን/ዞባ ሰገነይቲ፡ ልዕሊ 45 ሽሕ ፈልሲታት ኣዳልያ

መደበር ፈልሲ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ መደባት ምግራብ ንምዕዋት፡ ኣብ ወርሒ ሰነ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ዝትከል ልዕሊ 45 ሽሕ ፈልሲታት ከምዘዳለወት ተሓቢሩ። ኣብ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ ክኢላ ምግራብን ዕቃበ...

ኣብ ከተማ ጊንዳዕ፡ ዕለቱ ዝወደቐ ሃለኽቲ ተቓጺሉ

ኣብ ከተማ ጊንዳዕ፡ ዕለቱ ዝወደቐ ሃለኽቲ ተቓጺሉ

ቤት-ጽሕፈት ሕግን ስርዓትን ከተማ ጊንዳዕ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2022 ኣብ ትካላት ንግዲ ብዝገበሮ ተፍትሽ ዝረኸቦ ናይ ተጠቃምነት ዕለቱ ዝወደቐ ሃለኽቲ፡ ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣቃጺሉ። እቲ ቤት-ጽሕፈት ኣብ 260 ትካላት...

ባጽዕ – ኣብ መካነ-መቓብር ሓርበኛታት ዝተፈላለየ ንጥፈታት ተኻዪዱ

ኣብ ባጽዕ፡ ባሕቲ ግንቦት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር፡ ብ29 ሚያዝያ ኣብ መካነ-መቓብር ሓርበኛታት እምኩሉ፡ ልምዓታዊ ወፈራ ተኻዪዱ። እቲ ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት ትካላት መንግስቲ...

ትልሂት ሃገርና ብመጽናዕቲ ንምምዕባሉ ይስራሓሉ

ትልሂት ሃገርና ብመጽናዕትን ዓሚቚ ፍልጠትን ንምምዕባሉ ይስራሓሉ ከምዘሎ፡ ብምኽንያት 29 ሚያዝያ – ዓለማዊ መዓልቲ ትልሂት ኣብ ዝተወደበ ኣጋጣሚ ተሓቢሩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተወደበ መሰናድኦ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን...

Login

Categories