ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ተኣላዪ ስንኩል – ገዲም ተጋዳላይ የማነ ዮውሃንስ ካሕሳይ (ወዲ ቐሺ)፡ ብ4 ግንቦት ኣብ መበል 70 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ጥሪ 1975 ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት...
Category - Newspapers
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ጥሕሰት ሕጊ ትራፊክ ዝጠንቁ ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ንምግታእ፡ ዕቱብ ስጒምትታት ክትግበር – ኤሪና ዝተወከሰቶም ነበርቲ ዝተፈላለያ ንኡሳን ዞባታት ሓቲቶም። ሓደጋታት ተሽከርከርቲ፡ ኣብ ቀዳሞት ሰለስተ ኣዋርሕ...
ኣብ ከተማ ኣስመራ እትርከብ – ቤትትምህርቲ ሓፈሻዊ ካልኣይ ደረጃ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 12 ክፍሊ ካብ 3 ክሳብ 4 ምሉእ ነጥቢ ዘምጽኡ 146 ተመሃሮ ኣባላት መበል 33ን 34ን ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሸሊማ።...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኣ ዓረዛ – ዞባ ደቡብ ዝዀነት ሓንቲ ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ። ዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡...
ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻዊ ኤክስተንሽን – ገዲም ተጋዳላይ ሕሩይ ኣስጎዶም ወልደማርያም፡ ብዝሓደሮ ሕማም ብ3 ግንቦት ኣብ መበል 76 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ሓምለ 1975 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት...
ሃገራዊ ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኤርትራ፡ “ትካላዊ ውህደት ኮም ንዝሰረቱ ንጥፈታት ልግሲ ደም’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ29 ሚያዝያ ኣብ ኣስመራ ዓውደ- ዘተ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ዓውደ-ዘተ፡ ኣደ-መንበር ማሕበር ወ/ሮ ኣለም...