ማሕበር ኣፍረይቲ ንህቢ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ብ5 ግንቦት – ሳልሳይ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ብመሰረት ቅዋም ማሕበር፡ እቲ ጉባኤ ዓመት-ዓመት እኳ ክካየድ እንተነበሮ፡ ብሰንኪ ስግኣት ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ተደናጒዩ ከምዝጸንሐ፡ ጸሓፊ...
Category - Newspapers
ኣባል ኩባንያ ብድሆ ሓፈሻዊ ህንጸት – ገዲም ተጋዳላይ ኣስገዶም ወልደማርያም ገብረወልዲ፡ ብ7 ግንቦት ኣብ መበል 65 ዓመት ዕድመኡ ብሃንደበታዊ ሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ግንቦት 1974 ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት...
ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ ኣስመራ – ንኡስ ዞባ ኣኽሪያ ኣብ ዝርከብ ‘ማእከል ስልጠና ደብዓት’ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለየ ሞያታት ዘሰልጠኖም 206 ኣለይቲ ስድራ፡ ብ6 ግንቦት ኣመሪቑ። ካብ 16 ንኡሳን...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ትካላት ጥዕና ዘመናዊ መሳርሒታት ዓጢቐን ዝህባኦ ኣገልግሎት ንምምዕባልን ንምስፋሕን ክገብሮ ብዝጸንሐ ወፍሪ፡ ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣድማዒ ውጽኢት ይምዝገብ ከምዘሎ፡ ዳይረክተር ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ዶ/ር...
ሃገራዊ ማሕበር ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንኩላን ኤርትራ (ሃ.ማ.ኣ.ም.ስ.ኤ)፡ ስንኩላን ቈልዑ ንዝኣልያ 2,265 ስድራ-ቤታት፡ 1.3 ሚልዮን ናቕፋ ዝዋጋኡ ዓይነታዊ ሓገዝ ገይሩ። ኣብ’ቲ ማሕበር ሓላፊት ውዳበን ምክትታል ዞባታትን...
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓድ-ዑመር፡ መበቈላውያን ኣግራብ ንምዕቃብ ዝተወስደ ስጉምቲ፡ ኣተባባዒ ውጽኢት ተረኺብዎ። ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ መሓመድ መሓመድ-ኢብራሂም፡ ብህዝቢ ዝተመርጹ ሓለዋ ኣግራብን በብእዋኑ ዝካየድ ንጥፈታት...