ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝተወከሉ ልዕሊ 100 መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ዋዕላ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ጀርመን፡ ብ30 ሚያዝያ ተቓኒዑ። ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ካሕሳይ ተወልደ፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርን ተራ መንእሰያትን...
Category - Newspapers
ሚኒስትሪ ሕርሻን በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ብምኽንያት 15 ግንቦት – ‘ሃገራዊ መዓልቲ ሓምላይ ወፍሪ’፡ ህዝብን ኩሎም ዝምልከቶም ኣካላትን፡ ኣብ ንጥፈታት ምግራብን ምዕቃብ ሓመድን ማይን ፍሉይ ኣትኲሮ ገይሮም...
ኣብ ናይ ትማሊ ሕታም፡ ኣብ ዜና ዕረፍቲ ተጋዳላይ ኣስገዶም ወልደማርያም፡ ኣብ 1974 ዓ.ም. “ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ” ተባሂሉ ዘሎ፡ “ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ” ተባሂሉ ክእረም ምስናይ ይቕረታ ንሕብር። ኩባንያ ብደሆ...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ 9 ግንቦት ኣብ ከተማ እንጃሜና፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ፕረዚደንት ወተሃደራዊ ባይቶ ጫድ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ደቡብ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ሓደ ዜጋ ካብ ዓረዛ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,738 በጺሑ ኣሎ።...
ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ሓላፊ ፖለቲካዊ ፍትሕን ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ብ7 ግንቦት ንኤርትራውያን ነበርቲ ጁባን ከባቢኣን ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣቶ የማነ፡ “ኣበይ ኣለና፣ ናበይከ ንኸይድ ኣለና?” ዝብል ዛዕባ ብምልዓል ኣብ ዝሃቦ ሰፊሕ መግለጺ፡...