ኣብ ንኡስ ዞባ ኣኽርያ – ኣስመራ እትርከብ ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ሓርነት፡ ኣብ ሃገራዊ መርመራ 12 ክፍሊ፡ ካብ 3 ክሳብ 4 ምሉእ ነጥቢ ዘምጽኡ 47 ተመሃሮ ኣባላት 33ን 34ን ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ሜዳልያታት...
Category - haddas ertra
ጨንፈር ንግዳዊ ባንክ ዓዲ-ወግሪ፡ ኣገልግሎቱ ብምስፋሕ ዓማዊሉ ዝዓግቡሉ ጽፈትን ስሉጥነትን ንምርግጋጽ፡ ብኮምፕዩተር ቴክኖሎጂ ብዝተደገፈ ኣሰራርሓ ይነጥፍ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ባንክ ኣቶ ዮሴፍ ተስፋይ፡ እቲ ባንክ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ከርከበት፡ መስርሕ መምሃርን ምስትምሃርን ንምሕያል፡ ኩሎም መሻርኽቲ ኣካላት፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ወለድን መማህራንን ብውህደት ክሰርሑ ተሓቲቱ። ሓላፊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር ማሕሙድ እድሪስ፡...
ብምኽንያት 5 ሰነ – ኣህጉራዊ መዓልቲ ኣከባቢ፡ ‘‘ዓለምና እንኮ እያ’ሞ ንዓቅባ’’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣብ መላእ ሃገር ሰፊሕ ወፈራዊ ጽሬት ተኻዪዱ። ነቲ ምስ ፕሮጀክት ዓዲ ሃሎ ብምውህሃድ ብ5 ሰነ ኣብ ዞባ ማእከል...
ሃማመተኤ ዞባ ሳዋን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን፡ ምስ ኮሌጅ ስነፍልጠት ማይ-ነፍሒ ብምትሕብባር ኣብ ዝወደቦ ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ ሞያዊ ስልጠና ዝተሳተፉ 40 ደቂኣንስትዮ ዝርከባኦም 115 ተመሃሮን ሰራሕተኛታትን፡ ብ1 ሰነ ተመሪቖም።...
ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣምበሳደር ዓብደላ ሙሳ፡ ህንጻ ቤት-ትምህርቲ መባእታ፡ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ዳር-ኣ’ሰላም ንምስፋሕን፡ ዝጸንሓ ናይ ትሕተ-ቅርጺ ጸገም ንምፍታሕን ዝወጽአ ውጥን ንምብጋስ፡ ብ3 ሰነ እምነ-መሰረት ኣንቢሩ። እቲ...