ኣብ ማእከል ጥዕና ሻምብቆ ዝተተኽለ ናይ 4 ሽሕ ኪሎ-ዋት ጸሓያዊ ጸዓት፡ ኣብ ጽፈትን ብቕዓትን ኣገልግሎታት መሰረታዊ ለውጢ ከምዘምጽአ ተሓቢሩ። ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ነርስ ተኽለ ዘወንጌል፡ እታ ማእከል ምስ...
Category - haddas ertra
ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስትን ግንባርን ንዝነጥፋ ኣባላቱ – ናይ ምሕደራ ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ካብ ወጻኢ ብዝመጽአ ክኢላ ምሕደራ ዶ/ር ሃይለ ንጉሰ ዝወሃብ ዘሎ ትምህርቲ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ዝናብ ካብ 7 ሓምለ ጀሚሩ ብጽቡቕ ይቕጽል ብምህላዉ፡ ኣብ ኣስታት 15 ሽሕ ሄክታር ዝተዘርአ ኣእካል፡ ጥረታትን ናይ ቅብኣት ኣዝርእትን ጽቡቕ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ምሕረቱ ኣርኣያ...
ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 12 ዜጋታት፡ ሓውዮም ትማሊ ተፋንዮም። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 10,149 በጺሑ’ሎ። እዚኦም፡ 10,029 ሓውዮም...
ሕዱር ሕማማት ዘለዎም ብሓፈሻ፡ ሕሙማት ሽኮርን ጸቕጢ ደምን ድማ ብፍላይ፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝግበረሎም ሕክምናዊ ክንክን፡ ኣብ ኣመጋግባኦም ጥንቁቓት ክዀኑን ኣካላዊ ምንቅስቓስ ከዘውትሩን ከምዝግባእ፡ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ዝነጥፉ ሞያውያን...
ኣብ ዝሓለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ኣብ ዞባ ማእከል – ከባቢ ማይ-ድምነት፡ ኣብ 19 ሄክታር ልዕሊ 30 ሽሕ ፈልሲታት ኣግራብ ከምእተተኽለ፡ ኣብ ክፍሊ ሕርሻን መሬትን – ላዕላዋይ ክኢላ ምግራብን ምዕቃብ ማይን ሓመድን ኣቶ...