ኣብ ዞባ ደቡብ፡ “ንያትና ናጻ ሕርያና” ብዝብል ቴማ ዝበዓል መበል 31 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ንምፍላም፡ ‘ሽግ ናጽነት’ – ካብ’ቲ ዛዛሚ ኲናት ሓርነት ዝተኻየደሉ ግንባር ደቀምሓረ፡ ብውዕዉዕ ስነ-ስርዓት ብወግዒ...
Category - haddas ertra
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሞት ፕረዚደንት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ሼኽ ኸሊፋ ቢን ዛይድ ኣልናህያን፡ ትማሊ ብስም ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ናይ ሓዘን መልእኽቲ ሰዲዱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ወራስ ዓራት ኣቡዳቢ...
\ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ ወጻኢ ካብ ዝነብሩ ዜጋታት ዝተላእከ፡ ኣብ ዕለታዊ ምንቅስቓስን ንጥፈታትን ዓይነስዉራን ዝሕግዝ ዓይነታዊ ደገፍ ረኺቡ። እቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ካብ ዝርከብ ማሕበር ኤርትራውያን ጽሙማንን ዓይነ...
ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ መዓልቲ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 7 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም፡ 2 ካብ ባረንቱ 1 ካብ ጐልጅ – ዞባ ጋሽባርካ፣ 2 ካብ ሰምበል 1 ካብ ገጀረት 1 ድማ ካብ ቪላጆ...
በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ “ውሑስ ልምዓት – ብውህደትን ተሳታፍነትን መሻርኽቲ” ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ዞባ ማእከል – ኣብ ዕቃበን ልምዓትን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ዘሎ ኣፍልጦን ተሳታፍነትን...
ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ተኣላዪ ስንኩል ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ እስቲፋኖስ ተወልደ ብርለ፡ ብ12 ግንቦት ኣብ መበል 73 ዓመት ዕድመኡ ብሕማም ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት 1975 ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት...