Category - haddas ertra

በዓል ናጽነት ንምምዕራግ ክግበር ዝጸንሐ ምድላዋት ከም እተጻፈፈ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ሓቢሩ

መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ንምምዕራግ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ክካየድ ዝጸንሐ ኩሉ-መዳያዊ ምድላዋት ከምእተጻፈፈ፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ሓቢሩ። “ሳላ ናጻ መስመርና ኢና ክብረትና ኣውሒስና”...

ጋሽ-ባርካ – 38 ደቂ-ኣንስትዮ ኣለይቲ ስድራ ብሞያ ሰልጢነን

]ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ህይወት ደቂ-ኣንስትዮን ብደቂ-ኣንስትዮ ዝእለያ ስድራ-ቤታትን ንምምሕያሽ፡ ብሞያ ቅዲ ክዳንን ሲንጀርን ዘሰልጠነን 38 ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብ14 ግንቦት ኣመሪቑ።...

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ሰንዓፈ ዝዀነ ሓደ ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም...

ሓበሬታ

ሓበሬታ

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታል ዞባ ማእከል ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 3 ዜጋታት፡ ሓውዮም ትማሊ ተፋንዮም። ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,751 ክኸውን እንከሎ – እዚኣቶም፡ 9,636...

ማእከል – ኣበርክቶ ዲጋታትን ራህያታትን ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ናጽነት ዓመታት ዝተሃንጻ 74 ዲጋታትን 7 ራህያታትን፡ ንዘቤታዊ ኣገልግሎት፡ ልምዓት መስኖ፡ ንሰብን ጥሪትን፡ ትሕተባይታዊ ማይ ንምህብታም፡ ከምኡ’ውን ዓሳታት ንምርባሕ ጽቡቕ ኣገልግሎት ይህባ...

Login

Categories