ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ብምኽንያት ጽምብል መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዘዳለዎ ኤግዝቢሽን፡ ትማሊ 20 ግንቦት ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ተኸፊቱ። እቲ ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ናይ’ቲ...
Category - haddas ertra
ኣብ መላእ ሃገር፡ ኣብ 755 ምምሕዳራት ከባቢ – ምርጫታት ኣመሓደርትን ኣነባበርትን ክካየድ ብዝወጸ መደብ መሰረት፡ እቲ መስርሕ ኣብ 598 ምምሕዳራት ከባቢ ከም እተዛዘመ፡ ዝተረፋ 157 ምምሕዳራት ከባቢ ድማ ኣብ ምጽፋፍ...
ጨንፈር ጽሩይ ዝስተ ማይ ዞባ ማእከል፡ ጠለብ ነበርቲ ከተማን ገጠርን ንምምላእ ጻዕርታቱ ቀጻሊ ምዃኑ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ። ካብ’ቲ ጨንፈር መንእሰይ ፊልሞን ምሕረትኣብ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ዝነበረ ሕጽረት ቀረብ...
ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኣ ዓዲ-ንፋስ ዝዀነት ዜጋ፡ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፋ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,753...
መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን፡ ብምኽንያት መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ – ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ማላዊ ላዛሩስ ማካርቲ ቻክዌራ፣ ፕረዚደንት ፖርቱጋል ማርሴሎ...
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት – ዞባታት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ደቡብን፡ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነትን ሃገራዊ መዓልቲ ሓምላይ ወፍሪን፡ ዝተፈላለየ ስራሓት ተሰላሲሉ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪላት ዜና፡ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ከም...