ትማሊ ኣብ መመርመሪ ማእከላት ዞባ ማእከል ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ ኣድራሻኡ ማይተመናይ ዝዀነ ዜጋ ብኮሮና ቫይረስ ምልካፉ ተረጋጊጹ። በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት፡ ክሳብ ትማሊ 9,768...
Category - haddas ertra
መራሕቲ ሞሮኮ፡ ማውሪታንያ፡ ሱዳን፡ ህንዲ፡ ኔዘርላንድስ፡ ኣየርላንድን ሩስያን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 31 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽታት ሰዲዶም። ንጉስ ሞሮኮ መሓመድ ሻድሻይ፣...
ኤርትራ፡ ካብ 9 ክሳብ 20 ግንቦት ኣብ ኣቢጃን – ኣይቮሪኮስት ኣብ ዝተጋብአ ዓለማዊ ዋዕላ ምምካት ደርቂ፡ ምድካይ መሬትን ምድረ-በዳነትን ተሳቲፋ። ኣብ’ቲ ዋዕላ ዝተሳተፈ ካብ ሚኒስትሪ ሕርሻን ቤት-ጽሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ...
ብ16 ግንቦት ካብ ግንባር ደቀምሓረ – ዕርዲ ኣፈልባ ነቒላ ኣብ ሓሙሽተ ንኡሳን ዞባታት ደቡብ ዑደት ክትገብር ዝቐነየት ‘ሽግ ናጽነት’፡ ብ20 ግንቦት ኣብ’ቲ ወራሪ ስርዓት ወያነ ዝተሳዕረሉ ዕርድታት ዓዲበጊዖ ብዝተኻየደ ስነ...
ብርሰት ባህርያዊ ኣከባቢ ብሓፈሻ፡ ምድካይ ህይወታዊ ብዙሕነት ድማ ብፍላይ ንምግታእ፡ ኣወዳድባና ኣሐዪልና፡ ተሓታትነት ብዘለዎ ኣገባብ ክዕየ፡ ሚኒስትሪ መሬትን ማይን ኣከባቢን ብኣጋጣሚ 22 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ህይወታዊ ብዙሕነት...
መራሕቲ ቱርኪ፡ ግብጺ፡ ክሮኤሻን ኩወይትን፡ ብምኽንያት ጽምብል መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ናብ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶጋን፣ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፋታሕ...