Author - Staff

ዓሰብ – መንእሰያት ንስድራ-ስዉኣት ይሕግዙ

ኣባላት ውዳበ ጨንፈር ሰራሕተኛታት መንእሰያት ሃማመተኤ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ን15 ስድራ ስዉኣት ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም። “ምንባይ ስድራ ስዉኣት፡ ንመንግስቲ ጥራይ ዝግደፍ ዕማም ኣይኰነን” ዝበለ ሓላፊ ጨንፈር ሃማመተኤ ኣብ’ቲ ዞባ መንእሰይ ዑስማን...

መልእኽቲ ሚ/ሕርሻ ብዛዕባ ተኽእሎ ወራር ኣንበጣ ምድረ-በዳ

ካብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ክሳዕ መወዳእታ ወርሒ መስከረም 2020፡ ብዝተፈላለየ መጠንን ዝርጋሐን ኣብ መላእ ሃገርና ኣብ 2500 ሄክታር መሬት፣ ወራር ኣንበጣ ምድረበዳ ተኸሲቱ ምንባሩ – ብውሁድ መኸተ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ህዝብን ክኢላታት ሕርሻን ድማ...

ኣብ ን/ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ዝናብ ጉድኣት ኣውሪዱ

ብ14 መስከረም ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ ዝሃረመ ንፋስን በረድን ዝተሓወሶ ብርቱዕ ዝናብ፡ ኣብ ሰብ፡ ጥሪት፡ ኣባይትን ሃብቲ ገረብን ጉድኣት ከምዘውረደ፡ ደንጉዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ገሊጹ። ብመሰረት’ዚ፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ ሓደ ሰብን 2 ኣግማልን ብበርቂ ክሞቱ...

ኣፍዓበት – ሓደስቲ ራህያታት ማይ ከዕቊራ ጀሚረን

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት – ምምሕዳራት ከባቢ ምህዳፍን ገብገብን ዝስራሓ ዘለዋ ክልተ ራህያታት፡ ኣብ ደረጃ ምዝዛም በጺሐን ድሮ እኹል ማይ ከምዘዕቈራ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። እተን ልዕሊ 9 ሚልዮን ናቕፋ ዝወድኣን ብጠቕላላ 220 ሽሕ ኲብ ማይ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ...

ኣራዕታ – ምሕደራ ኣጠቓቕማ ማይ ተናኢዱ

ኣብ ዓድታት ንኡስ ዞባ ኣራዕታ ዝዝውተር ውሕሉል ምሕደራን ኣጠቓቕማን ማይ ብኣብነት ዝጥቀስ ምዃኑ፡ ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ማሕሙድ ዓብደላ ሓቢሩ። ኣቶ ማሕሙድ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝተኻየደ ልዑል ጻዕሪን ገዚፍ ወጻኢታትን፡ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ካብ...

ዒላ-በርዕድ – ንጽጉማት ልዕሊ 444 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ – ምምሕዳራት ከባቢ ሓድሽ-ዓድን ሽዕብ-ሰለባን፡ ነበርቲ ዓድታት ሓድሽዓዲ፡ ጉሽ፡ ሃመረሃማርብን ረብቶን፡ ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ልዕሊ 444 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ተመቓሪሑ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪል ኤሪና፡ ኣብ ሓድሽ-ዓዲ...

ጎልጅ – ምቊማት ኣብ ዘራእቲ ክሕይል ተሓቲቱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ኣብ ትስፉው ደረጃ ዝበጽሐ ዘራእቲ ኣብ ቆፎኡ ክሳብ ዝኣቱ፡ ሓረስቶት ካብ ባልዓትን ኣንበጣን ክጥንቀቑን ምክትታሎም ከሐይሉን መተሓሳሰቢ ቀሪቡ። ኣመሓደርትን ክኢላታት ሕርሻን ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ሎሚ ዓመት ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ካብ’ቲ...

Login

Categories