Author - Staff

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ትማሊ 22 ጥቅምቲ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 5 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። እዞም ዜጋታት፡ 2 ኣብ መወሸቢ ማእከል ኣዲባራ፡ 2 ኣብ መወሸቢ ማእከል ግርማይካ፡ 1 ድማ ኣብ መወሸቢ ማእከል...

መወከሲ ሆስፒታል ባረንቱ ዝህቦ ጥዕናዊ ኣገልግሎት ይመሓየሽ

ዞባዊ መወከሲ ሆስፒታል ባረንቱ፡ ዓጢቕዎ ብዘሎ ዘመናዊ መሳርሒታት ሕክምናን ሞያዊ ዓቕሚ-ሰብን፡ ዝህቦ ኣገልግሎት ንምምዕባል ጻዕርታት የካይድ ኣሎ። ዳይረክተር’ቲ መወከሲ ሆስፒታል ዶ/ር ታሚት እስቲፋኖስ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ ሆስፒታል ዝለዓለ ሕክምና...

ኮሌጅ ስነ-ፍልጠት፡ 280 ተመሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣመሪቑ

ኮሌጅ ስነ-ፍልጠት ማይ-ነፍሒ፡ ብምኽንያት ቅጥዕታት ምክልኻል ‘ኮቪድ 19’ ነቲ ዓመት መጸ ዝካየድ ወግዓዊ ጽምብል ብምውንዛፍ፡ ትማሊ 22 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ስነ-ስርዓት፡ 219 ብዲግሪ 61 ድማ ብዲፕሎማ፡ ብጠቕላላ 280 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ምሩቓት፡ ብዓውድታት ስነ...

ኮሌጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን፡ 620 ተመሃሮ ብዲግሪን ዲፕሎማን ኣመሪቑ

ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕ ተደኲኑ ዝርከብ ኮሌጅ ንግድን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን፡ 244 ብዲግሪ፡ 376 ድማ ብዲፕሎማ ብጠቕላላ 620 ተመሃሮ ብ17 ጥቅምቲ ኣመሪቑ። ኣብ’ዚ ምስ ኩነታት ‘ኮቪድ-19’ እቲ ልሙድ ቅጥዕታት ጽምብል ዝተወንዘፈሉ ስነ-ስርዓት መመረቕታ መበል...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ኣብጺሑ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን ኣብጺሑ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡...

ፎርቶ-ሳዋ – ልዕሊ 300 ጥሪት ብበርቂ ሞይተን

ብ1 ጥቅምቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ – ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ፡ ሸክበረት ኣብ ዝተባህለት ዓዲ ህቦብላ ዝተሓወሶ ብርቱዕ ዝናብ ብምህራሙ፡ 304 ጤለበጊዕ ብበርቂ ከምዝሞታ፡ ደንጒዩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ሓበሬታ ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ ሆሚብ...

ዓንሰባ – ዕዉት ንጥፈታት ምግራብ ይትግበር

ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ኮማዊ ንጥፈታት ምዕቃብን ምክንኻንን ኣግራብ፡ ኣብ ምስሳን ሃብቲ ገረብ ጽቡቕ ውጽኢት ይህብ ኣሎ። ሓላፊ ዕቃበ ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ኣቶ ማሕሙድ ኣድም፡ እዚ ብነበርቲ ዝዝውተር ዘሎ መበቈላውያን ኣግራብ ናይ ምዕቃብን...

ደቀምሓረ – ንጽጉማት ገንዘባዊ ሓገዝ ይወሃብ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ጽጉማት ወገናት ንምሕጋዝ ዝተጀመረ ንጥፈታት፡ ብዝለዓለ ውዳበታት ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት፡ ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ኮርባርያ፡ 160,500 ናቕፋ ን151 ስድራ-ቤታት ተኸፋፊሉ። ኣብ’ቲ ናይ ምዕዳል ኣጋጣሚ ዝተረኽበ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ...

Login

Categories