ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓን ዞባ ደቡብ – ንኡስ ዞባ ዓረዛን፡ ብኮም ዝተዋጽአ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ናቕፋ፡ ንጽጉማት ስድራ-ቤታት፡ ስድራ ስዉኣትን ናበይቲ ስንኩላን ወገናትን ተመቓሪሑ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪላት ኤሪና፡ ኣብ ንኡስ ዞባ...
Author - Staff
ሓረስቶት 15 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ካብ ጸያቕ ማዕጺድን ካብ ጐረቤት ሃገር ዝሰገረ ዕስለታት ኣንበጣን ንምድሓን፡ ምህርቶም ኣብ ቆፎኡ ንምእታውን መግቢ ጥሪት ንምእካብን ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ሎሚ ዓመት ኣብ’ተን ምምሕዳራት ከባቢ ካብ ዝተዘርአ...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ እምባኳዃት -ን/ዞ/ዓዲ-ቐይሕ፡ ብሰንኪ ብርቱዕ ክራማት ተበላሽዩ ንተሽከርከርቲ ኣጸጋሚ ኮይኑ ዝጸንሐ መስመር መጐዓዝያ ብወፈራ ጸጊኖም። ኣወሃሃድቲ ናይ’ቲ መደብ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ ካብ ከተማ ዓዲቐይሕ ብሕረት ኣቢሉ ናብ እምባኳዃት ዝኣቱ...
ኣብ ሃበሮ ጸሊም፡ ተሳትፎ ኣብ መባእታን ማእከላይን ደረጃ ትምህርቲ ብኽልቲኡ ጾታ እናበረኸ ይመጽእ ከም ዘሎ፡ ኣመሓዳሪ ምምሕዳር’ቲ ከባቢ ሓቢሩ። ናብ ካልኣይ ደረጃ ዝሓልፉ ተመሃሮ ናብ ኣሕደርቲ ኣብያተ-ትምህርቲ ጻብራን ደቀምሓረን ከም ዝቕጽሉ ዝጠቐሰ ኣቶ ዑስማን...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ድሕነት ንመግቢ ዘገልግል ምህርቲ ሕርሻን ካልእ ጽላታትን ንምርግጋጽ ዝካየድ ጻዕሪ ንምዕዋት ዝግበር ቁጽጽራዊ ስርሓትን ምክትታልን ንምሕያል፡ ተራ ኣፍረይቲ፡ ኣከፋፈልቲ፡ ኣካላት መንግስትን ሕብረተሰብን ክዓዝዝ፡ ብ21 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባረንቱ...
ካብ ኢትዮጵያ ብቐጻሊ ማዕበላት ንዝሳግም ዘሎ ይኹን ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝጽፈ ዘሎ ኣንበጣ ምድረ-በዳ ንምምካት፡ ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታት ሃገርና ናይ ምቁጽጻር ንጥፈታት ይቕጽል ከምዘሎ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ገሊጹ። በዚ መሰረት፡ ነቲ ብተደጋጋሚ ናብ ዞባ ደቡብ ዝኣቱ ዘሎ...
Tigrinya Evening News for October 27, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for October 27, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for October 27, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for October 26, 2020 – ERi-TV, Eritrea