Midday News in Tigrinya for November 3, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
Tigrinya Evening News for November 2, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for November 2, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for November 1, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for October 31, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for October 30, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓን ዞባ ደቡብ – ንኡስ ዞባ ዓረዛን፡ ብኮም ዝተዋጽአ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ናቕፋ፡ ንጽጉማት ስድራ-ቤታት፡ ስድራ ስዉኣትን ናበይቲ ስንኩላን ወገናትን ተመቓሪሑ። ብመሰረት ሓበሬታ ወኪላት ኤሪና፡ ኣብ ንኡስ ዞባ...
ብምኽንያት ሎሚ ሓሙስ 29 ጥቅምቲ ተኸቢሩ ዝውዕል መውልድ ኣ’ነቢ፡ ምስ ዘሎ ቅጥዕታት መኸተ ‘ኮቪድ-19’፡ እቲ ልሙድ ስነ-ስርዓት ክግበር ስለዘይከኣል፡ ኩሉኹም ኣመንቲ ኣብ በቤትኩም ኴንኩም ነቲ ክብረበዓል ክትዝክሩን ነቲ ብውሱን ተሳትፎ ኢማማት መሳጊድን መሻይኽን...
ኣብ ሆስፒታል ባጽዕ፡ ምስ ካልኦት ክፍልታት ተደሪቡ ክሰርሕ ዝጸንሐ ክፍሊ ናጽላታትን ህጻናትን፡ ርእሱ ዝኸኣለ ክፍሊን መሳርሒታትን ተዋዲዱሉ ብ25 ጥቅምቲ ኣገልግሎት ጀሚሩ። መዲካል ዳይረክተር ሆስፒታል ባጽዕ ዶክተር በርሀ ተስፋይ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ንናጽላታት...
ካብ ኢትዮጵያ ሰጊሩ ኣብ ዝተፈላለያ ንኡስ ዞባታት ደቡብ ዝተኸስተ ወራር ዕስለታት ኣንበጣ ንምቊጽጻር ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ፡ ብዝተዋሃሃደ መኸተ ህዝቢ፡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ምምሕዳራትን ክኢላታት ሕርሻን ብኣድማዕነት ይቕጽል ከምዘሎ፡ ቤት-ጽሕፈት ምምሕዳር’ቲ ዞባ...