Author - Staff

ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ንጽጉማት ሓገዝ ተገይሩ

ኣብ ሰምዲ – ንኡስ ዞባ ዓዲቐይሕ፡ ንስድራ ስዉኣትን ጽጉማትን 140 ሽሕ ናቕፋ ሓገዝ ተበርኪቱ። እቲ ኣብ ክልተ እብረ ዝተዋህበ ሓገዝ፡ ኣብቲ ቐዳማይ 90 ሽሕ ናቕፋ፡ ኣብቲ ካልኣይ ድማ 45 ሽሕ ናቕፋ’ዩ ተመቓሪሑ። ብዘይካ’ዚ፡ 5 ሽሕ ናቕፋ ንኽልተ...

ሃይኮታ – ጥዕና ጥሪት ንምውሓስ ሰፊሕ መደባት ክታበት ይካየድ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሃይኮታ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብምግታእ ጥዕና ጥሪት ንምውሓስን ዝህብኦ ምህርቲ ንምስሳንን ዝሰላሰል መደባት ክታበት፡ ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ’ሎ። እቲ ብቐንዱ ኣብ ከብትን ጤለበጊዕን ዘተኰረ ክታበት፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ምስ...

ዓማዊል ‘መውል’፡ ኣብ መነባብሮኦም ለውጢ ከም ዘምጽኡ ገሊጾም

ኣብ ዞባ ማእከል ዝርከቡ ዓማዊል መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን – ‘መውል’፡ በብእዋኑ ንዝረኸብዎ ልቓሕ ብዝግባእ ኣብ ጥቕሚ ስለ ዘውዓልዎ፡ ኣብ መነባብሮኦም ዘተባብዕ ለውጢ ከም ዘምጽኡ ገሊጾም። እቶም ክሳብ 100 ሽሕ ናቕፋ ዝበጽሕ ልቓሕ ወሲዶም ኣብ ንኡስ...

ኣብ ኣመሪካ፡ 2ይ ዙር ስልጠና ካድር ሃገራውያን ውዳበታት ብማንዛ ተኻዪዱ

ኣብ መላእ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ዝርከባ ሃገራውያን ውዳበታት ዝተወከሉ 120 ኣባላት ዝተሳተፍዎ 2ይ ዙር ስልጠና ካድር፡ ካብ 23 ጥቅምቲ ክሳብ 1 ሕዳር ተኻዪዱ። እዚ ምስ ሚኒስትሪ ዜና ብምትሕብባር ብማንዛ ዝተኻየደ ስልጠና፡ ብድምር 19 ኣርእስታት ዝሓቘፈ...

Login

Categories