Author - Staff

ናቕፋ – ምህርቲ ካብ ኣንበጣ ንምክልኻል ጻዕርታት ይካየድ

ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት፡ ካብ ኢትዮጵያ ተበጊሱ ብከበሳታት ኤርትራ ኣቢሉ ናብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ – ምምሕዳራት ከባቢ ሮራሓባብን ኣግራዕን ዝሰገረ ወራር ኣንበጣ ናይ ምቊጽጻር ስራሕ ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ሓላፊ ቤትጽሕፈት ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ መሓመድ...

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ መራሕቲ ሱዳን ኣብጺሑ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፡ ትማሊ – መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኣቦ-መንበር ልኡላዊ ባይቶ ሱዳን ጀነራል ዓብዱልፋታሕ ኣልቡርሃን፡ ከምኡ’ውን ቀዳማይ...

Login

Categories