Author - Staff

ኣብ ልምዓት መስኖ፡ ምዝውታር ዓበይቲ ኣትክልቲ ውጽኢታዊ ምዃኑ፡ ኣብነታዊ ሓረስታይ ገሊጹ

ኣብ ልምዓት መስኖ፡ ምዝውታር ዓበይቲ ኣግራብ ውጽኢታዊ ምዃኑ፡ ካብ 1998 ኣብ ገማግም ሩባ ግራሻ – ሓውሲ ከተማ ሃይኮታ ዝነጥፍ ዘሎ ኣብነታዊ ሓረስታይ ቀሺ ተኽለ ነገደ ገሊጹ። “ዓበይቲ ናይ ኣትክልቲ ፍረታት፡ ብብዙሕ መለክዒታት ውጽኢታዊ’ዩ” ዝበለ ቀሺ...

ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና

ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ብዕለት 16 ሕዳር ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 25 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። እዞም ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ሳምንታት ብፍኑው ካብ ኢትዮጵያ ዝተመልሱ ዜጋታት፡ 17 ኣብ መወሸቢ ማእከል ሰንዓፈ፡ 6...

Login

Categories