Author - Staff

ን/ዞባ ጊንዳዕ – ሓረስቶት ንክራማት ባሕሪ ይዳለዉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጊንዳዕ፡ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ዓድ-ሹማን ደማስን፡ ንክራማት ባሕሪ ምድላዋት የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓድ-ሹማ፡ ህዝቢ ብጋንታትት ተወዲቡ ሰፊሕ ግራውቲ ዘስቲ መእለዪ ውሕጅን ተሰይሩ ዝነበረ ዓግማትን ኣብ ምጽጋን ተጸሚዶም ከምዘለዉ፡...

እምኒ-ሓይሊ – ምቅይያር ኣዝርእቲ ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ዑደት ኣዝርእቲ ብምትእትታው ብጥሙር ኣገባብ ዝተዘርአ መሬት ጽቡቕ ፍርያት ከምዝሃበ፡ ክኢላ ልምዓት ብቚሊ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኣማኑኤል ገብረብርሃን ሓቢሩ። ጥሙር ማሕረስን ምቅይያር ኣዝርእትን ኣብ እቶታውነት...

“ጥዕናዊ ጐስጓስ ተራኡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ዕዙዝ እዩ” ሚ/ጥዕና

ኣብ መላእ ሃገር በብከባቢኡ ዝተዋደዳ ትካላት ጥዕና፡ ኣብ ርእሲ’ቲ ዝህባኦ ኣገልግሎት፡ ንቕሓትን ኣፍልጦን ንምብራኽ ዘካይዳኦ ጐስጓሳት፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ሕብረተ-ሰብ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብራ ኣለዋ። ብመሰረት ጸብጻባት ሚኒስትሪ ጥዕና፡ እቲ ብሞያውያን ዝወሃብ፡ ኣብ...

ጎልጅ – ዝርጋሐ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ተሞጒሱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎልጅ፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት በብከባቢኡ ስለዝተዋደዱ፡ ህዝቢ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ይረክብ ከምዘሎ፡ ኣብ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ሓላፊ ኣሃዱ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣቶ ሓጎስ ዓንደብርሃን ሓቢሩ። እቲ ንኡስ ዞባ ምስ ዘለዎ ሰፊሕ ዕድላት ሕርሻን...

መደባት ምግራብ፡ ብውጥን ምዕቃብ ክስነ መዘኻኸሪ ቀሪቡ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና በብዓመቱ ዝትግበር መደባት ምግራብ ውጽኢታዊ ንክኸውን፡ ኣቐዲሙ ናይ ምዕቃብ ውጥን ክዳለወሉን ዓድታት ሓላፍነት ወሲደን ብግቡእ ክከታተልኦን፡ ወሃብቲ ርእይቶ ጸዊዖም። ኣብ ዝሓለፈ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ብወፍሪ ልምዓት ተመሃሮ፡...

ኣብ መላእ ሃገር፡ ተርእዮ ሕማማት እንስሳታት ከምዝነከየ ተሓቢሩ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ጥዕና ጥሪት ተዋሒሱ ዝህብኦ ምህርቲ ንኽስስን ብስሩዕ ብዘካይዶ መደባት ክታበት እንስሳታትን፡ ዝህቦ ካልእ ኣገልግሎት ሕክምናን፡ ተርእዮ ሕማማት እንስሳታት ከምዝነከየ ተሓቢሩ። በዚ ዓመት መጸ ኣማኢት ኣሽሓት ጥሪት ዝሽፍን መደባት ክታበትን ካልእ...

Login

Categories