Tigrinya Evening News for December 15, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
News in Tigre for December 15, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for December 15, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ ዞባታት ደቡብ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ማእከልን ኣብ ዝርከብ መወሸቢ ማእከላት ብዕለት 12 ታሕሳስ ብዝተገብረ ናይ ላቦራቶሪ መርመራታት፡ 55 ዜጋታት ብኮሮና ቫይረስ ምልካፎም ተረጋጊጹ። ንሳቶም ድማ፡ እቶም ናይ ዞባ ደቡብ – 13 ኣብ መወሸቢ ማእከል...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ መዓልዲ – ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ሃብቲ ገረብ ንምዕቃብን ዝበረሰ ንምትካእን ብዝሓየለ ውዳበታት ክሰርሑ ዘለዎም ድሉውነት ኣረጋጊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ከባቢኦም ብመበቈላዊ ዓይነታት ኣግራብ ሃብታም ምዃኑ...
ኣባላት በዓል-ስልጣን ምቁጽጻር ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ምስ ህዝቢ ተሓባቢሮም ብርሰት ኣግራብ ንምግታእ ውጽኢታዊ ስራሕ የሰላስሉ ከምዘለዉ ገሊጾም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ጐኒ-ጐኒ’ቲ ንቕሓት ሕብረተሰብ ብምብራኽ ተሳትፎኡ...
ኣብ ኤርትራ፡ መጠን መልከፍቲ ሕማም ቲቢ ኣብዚ 10 ዓመታት ብርኡይ እናንቈልቈለ ከምዝመጸ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሓላፊት ሃገራዊ መደብ ምቁጽጻር ሕማም ቲቢ ሲስተር ሂወት ንጉሰ ምስ ኤሪና ኣብ ዝገበረቶ ቃለ-መሕትት ሓቢራ። ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ብሕማም ‘ዓባይ ሰዓል’...
Arabic Evening News for December 14, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for December 14, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for December 14, 2020 – ERi-TV, Eritrea