ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት 2018፡ ጽባሕ ሰንበት 14 ጥሪ ሰዓት 8፡00 ናይ ምሸት፡ ኣብ ኣገደስቲ እዋናውያን ዞባዊ ምዕባለታት፡ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለ-መሕትት ከካይድ ምዃኑ ንሕብር።
ሚኒስትሪ ዜና
Author - Staff
መስርሕ ምጽጋን ናይ ሓመድ ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይ-ምነ፡ ኣብቲ ዝተመደበሉ ግዜ ንኽዛዘም ተራኦምን ኣበርክቶኦምን ከምዘዕዝዙ፡ ነበርቲ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ ገሊጾም። እቶም ዜጋታት ነዚ ዝገለጹ፡ ትግባረ መደባት 2017 ብምግምጋም ኣብ መደባት 2018...
መስርሕ ህንጻ ትካል ጥዕና ምምሕዳር ከባቢ ባዳ – ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ክቀላጠፍ ነበርቲ ጸዊዖም። እቶም ዜጋታት፡ ኣብ ከባቢኦም መሰረታዊ ኣገልግሎታት ማይ፡ ጥዕና፡ ትምህርትን ካልእን ክረኽቡ ብምብቅዖም ኣብ መነባብሮ ለውጢ ከምዘምጽኡ ድሕሪ ምሕባር፡ ኣገልግሎት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ፡ ዝሓለፈ ዓመት ዘይተሳለጠ መስርሕ መለሳ ናይ ሕርሻ መሬት፡ ወቕቲ ክራማት ቅድሚ ምእታዉ ክጻፈፍ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተስፋይ ባይራይ ምስ ነበርቲ ሓውሲ ከተማ ሻምብቆ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ እቲ ዕላማ – ምዕሩይ...
ፖሊስ ኤርትራ፡ ናይ 2017 ስራሓቱ – ብ9ን 10ን ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ገምጊሙ። ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ፡ ኣብ ምክልኻልን መርመራን ገበን፡ ምሕደራን ኣገልግሎታትን፡ ቊጽጽርን ኣገልግሎት ሕጊን፡ ውጥንን መጽናዕትን፡ ኣብ ዜናዊን...
ሓረስቶት ዞባ ማእከል፡ ዘለዎም ጽበት መሬት ኣብ ግምት ብምእታው፡ ኣብ ክቡራት ኣዝርእቲ ከተኲሩ – ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ብ10 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ ኣዘኻኺሩ። ቀረብ ጸባን ስጋን፡ ኣሕምልትን ፍረታትን እውን ካብ’ቲ ብቐዳምነት ክጥምትዎ...
ERi-TV መደብ ፍኖተ ሂወት: Day Laborers And Their Horses
ERi-TV Sports: Zoba MaEkel’s New Cycling Champion Zemenfes Solomon
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ብተበግሶ ህዝቢ ዝሰላሰል ዘሎ መስርሕ ምጽጋንን ምስፋሕን ጽርግያታት፡ ኣብ ቀዳማይ ገጹ – ካብ ዓዲ ገብሩ ናብ ምለዛናይ ዝኣቱ ክፋል፡ ብዶዘር ብዝተሰነየ ስራሕ ከምእተዛዘመ ተገሊጹ። እቲ ስራሕ፡ ምግፋሕን ምምድማድን ጸበብቲ...