መንግስቲ ኤርትራን መንግስቲ ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይናን፡ ኣብ ህንጸት ናይ ቅጥራን ጽርግያ ዝውዕል – ናይ 87.6 ሚልዮን ዶላር ናይ ልቓሕ ውዕል፡ ትማሊ 18 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ከቲሞም። ነቲ ውዕል፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ሚኒስተር ፋይናንስ ኣቶ ብርሃነ...
Author - Staff
በዓል-ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን፡ ኣብ ምግታእ ብርሰት ኣግራብ፡ ምትካል ፈልስታትን ምዕቃብን ምስሳንን እንስሳ ዘገዳምን ዝቐንዐ – ናይ 2018 መደባት ስራሕ ሓንጺጹ። ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ...
ዓመታዊ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ተቐማጦ ኣውስትራልያ፡ ካብ 12 ክሳብ 15 ጥሪ ኣብ ከተማ መልበርን ብልዑል ሃገራዊ መንፈስ ተቓኒዑ። እቲ “ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ሃገራዊ ምትእኽኻብ፡ ስነ-ህንጻ ከተማ ኣስመራ ዘንጸባርቕ ስእላዊ...
ተመሃሮን መማህራንን ዝሓቘፈ ጉጅለ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደን (UCL)፡ ስነ- ህንጻዊ ጸጋታት ከተማ ኣስመራ ብኣካል ንምርኣይን ብዛዕባኡ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ንምድላውን፡ ካብ 7 ክሳብ 13 ጥሪ ዑደት ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ዑደት፡ ናይ ድሕረ-ምረቓ – ማለት ናይ...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ምስ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ ብምትሕብባር፡ ብምዕቡል ኣተኣላልያ ሕሙማት – ብደረጃ ማስተርስ ከምህሮም ዝጸንሐ 15 ኣባላቱ ትማሊ 17 ጥሪ ኣመሪቑ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ወከልቲ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ፡...
ERi-TV Interview: Veteran Composer & Songwriter of Popular Songs Fitsum Woldemariam
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ትካላት ምጽራይን ምዕሻግን ማይ፡ ጥዕና ህዝቢ ከም ቀንዲ ዕላማአን ወሲደን ብቕዓት ፍርያተን ዘውሕስ ሓላፍነታዊ ኣካይዳ ክኽተላ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ሓላፊ ኣሃዱ ኢንዱስትሪታት መግብን መስተን ኣቶ ቢንያም ተኽለጽዮን ኣዘኻኺሩ። ንጥፈታት ትካላት ምጽራይን...
ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ንኮማዊ ተሳትፎ ኣብ ምዕዋት መደባት ልምዓትን ምምላእ ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ሞጒሱ። ኣቶ ኣሕመድ መሓመድኖር ረጀብ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ጸገም ዝስተ ማይ ንምቅላል ብዝተወስደ ተበግሶ፡ ተባላሽዩ ዝነበረ መሳርሒታት ከምእተጸገነ፡...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ትማሊ 16 ጥሪ፡ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጥዕና ዘተኰረ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ዝቐረበሉ ሲምፖዝዩም – ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ወዲቡ። እቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ ናይ ዓባይ- ብሪጣንያ ብምትሕብባር፡ ብደረጃ ማስተርስ ናይ...
ሃገራዊ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሓልሓለ፡ ካብ ባልዓትን ሕማማትን ናጻ ዝኾነ ሰለስተ ዓሌት ዘርኢ ድንሽ ንምምዕባልን ንምዝርጋሕን ዝጀመሮ ዕማም – ጽቡቕ ውጽኢት ይረኽበሉ ከምዘሎ፡ ክኢላታት ናይ’ቲ ማእከል ሓቢሮም። ሓላፊ ክፍሊ ባዮ-ተክኖሎጂ መንእሰይ ሙሴ...