ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ መደባት 2017 ንምግምጋም ብ18 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ – ኣብ 2018 ንኣባላት ዝወሃብ ናይ ልቓሕ ዕድላት ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ምዃኑ ገሊጹ። ምክትል ኣቦ-መንበር ማሕበር...
Author - Staff
ሃማመተኤ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ብምትሕብባር፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ብስርሓት መግፈፊ ዓሳ ሰኪዐት ዘሰልጠነን 25 መንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ተመሪቐን። እቲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ ስልጠና፡ ንኣሰራርሓን ኣጸጋግናን ሰኪዐት ዝምልከት...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018 ብ14 ጥሪ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ኣብ እዋናውያን ዞባዊ ጉዳያት፡ ትማሊ 20 ጥሪ ኣብ ኣገደስቲ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኰረ ቃለ-መሕትት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት...
ERi-TV: President Isaias Afwerki Interview on domestic issues on January 20, 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Interview: Veteran Composer & Songwriter of Popular Songs Fitsum Woldemariam, Part II of II
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ መቐጸልታ ናይ’ቲ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018 ብሰንበት 14 ጥሪ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ኣብ እዋናውያን ዞባዊ ጉዳያት፡ ሎሚ ቀዳም 20 ጥሪ ሰዓት 8፡00 ናይ ምሸት፡ ኣብ ኣገደስቲ ዘቤታዊ ጉዳያት ቃለ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ፡ ኣብ 2017 ዝተዓሙ መደባት፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ እውን ብዝሓየለ ኮማዊ ውዳቤ ክቕጽሉ ምዃኖም፡ ህዝብን ምምሕዳርን ኣብ ዘካየድዎ ርክብ ተገሊጹ። እቶም ዝሓለፈ ዓመት ብኣድማዕነት ዝተተግበሩ መደባት፡ ምስፋሕን ምዕባይን ኣገልግሎት ኤለክትሪክ ሓውሲ...
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ኣቶ ዑስማን መሓመድ- ዑመር፡ ብ12 ጥሪ ንኤርትራውያን ነበርቲ ዱበይን ከባቢኣን፡ ኣብ ኩነታት ሃገርን ተራ ዜጋታትን ሰሚናር ኣካዪዱ። ቊጠባ ሃገር ንምውሓስ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ጽቡቕ ገስጋስ የመዝግብ ከምዘሎ፡ ወሰንቲ...
በዓል ጥምቀት፡ ትማሊ 19 ጥሪ ኣብ መላእ ሃገር ብልዑል ማዕርግ ተኸቢሩ። ታቦታት ብድሮኡ እዮም – ከካብ ኣብያተ-ክርስትያኖም ብመእመናን ተሰንዮም ብምጉዓዝ ኣብ ባሕረ-ጥምቀት ሓዲሮም። ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ብኣሽሓት ዝቚጸሩ መእመናን...
ኣብ 2017፡ በብእዋኑ ወዲቑ ዝተረኽበ 3.5 ሚልዮን ናቕፋ ዝግመት ጥረ ገንዘብን ንብረትን ናብ ፖሊስ ምርካቡ፡ ንጭዋ ባህልን ክብርታትን ህዝቢ ኤርትራ ዘጒልሕ ምዃኑ ፖሊስ ኤርትራ ገሊጹ። ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ፖሊስ ኤርትራ ሜጀር ንርኣዮ ተኽለ፡ ዘይናትካ ዘይምድላይን...