Midday News in Tigrinya for December 17, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
ኣብ ገማግም ዲጋ ምስላም (ገርገራ) ጀራዲን ዘልምዑ ዘለዉ ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ብዝረኸብዎ ጸጋታት ማይ ንጥፈታቶም ብምስፋሕ ምህርቶም ንምዕባይ ይሰርሑ ከምዘለዉ ገሊጾም። ተቐማጢ ዓዲ-ራእሲ ሓረስታይ መሓሪ ወልደኣብ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ዲጋ ምስላም ምስ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ፡ ንህጻናት ዝወሃብ ኣገልግሎት ክታበት ሰፊሕ ሸፈነ ከም ዘለዎ፡ ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፊ መደባት ክታበት ኣቶ ሑመድ እድሪስ ሓቢሩ። ንኤሪና ኣብ ዝህቦ ሓበሬታ፡ ኣቶ ሑመድ፡ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ –...
ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ንደበስ ስድራ ስዉኣት፡ ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት፡ ከምኡ’ውን ንዘኽታማት፡ ስንኩላንን ኣረጋውያንን ዝኣልያ ስድራቤታት ንምጥያስ ኣስታት 17.6 ሚልዮን ናቕፋ ወጻኢ ገይሩ።...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ መዓልዲ – ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዝወሰድዎ ናይ ምጥርናፍ ስጉምቲ፡ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ክረኽቡን ንጥፈታት ሕርሻ ከስፍሑን ከምዝበቕዑ ገሊጾም። ካብ መባእታ ክሳብ ካልኣይ ደረጃ...
Tigrinya Evening News for December 16, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for December 16, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for December 16, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for December 16, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for December 15, 2020 – ERi-TV, Eritrea