ሓላፊ ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ወተሃደራዊ ሃንደሳ ሚኒስትሪ ምክልኻል፡ ገዲም ተገዳላይ ሌተና ኮሎኔል ጴጥሮስ ወልዱ (ጭኩን)፡ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ብ6 ለካቲት ኣብ መበል 61 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ መወዳእታ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት...
Author - Staff
ተመሃሮ ኮለጅ ጥበባትን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ከምኡ’ውን ኮለጅ ንግድን ስነ-ቊጠባን፡ ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡዎም። ኣብ’ቲ መማህራንን ኣለይትን እውን ዝተሳተፍዎ ኣስተምህሮ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ኮሎኔል ዘሚኪኤል ተኽልያ፡ ተልእኾን ዕማማትን ፖሊስ...
ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ኣብ ትግባረ መደባት 2017ን ውጥን ስራሕ 2018ን ዘተኰረ ኣኼባ፡ ብ6ን 7ን ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ ማእከላይ ቤት- ጽሕፈቱ ኣካዪዱ። ሚኒስተር ሰመረ ርእሶም – እቲ ርክብ፡ ካብ 2013 ክሳብ 2017 ክስራሓሉ ንዝጸንሐ ውጥን ጽላት...
ኣህጉራዊ መዓልቲ “ኣይፋል ንምኽንሳብ ደቂ-ኣንስትዮ”፡ “ምብቃዕ ምኽንሳብ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ፖለቲካዊ መርገጺና እዩ” ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ሃገር ብ6 ለካቲት ኣብ ኣስመራ ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲን ሃገራውያን ማሕበራትን ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፡ ኣደ...
ኣብ ኣፍዓበት፡ 25 ኣለይቲ ስድራ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብሃማመተኤ ዝተወደበ ናይ ክልተ ኣዋርሕ ስልጠና ኢደ- ጥበባዊ ስራሓት ቀሲመን። ዕላማ ናይ’ዚ ኣሰራርሓ ንህያባት ዝኸውን ስርሓት ዕንቊ ዘጠቓልል ስልጠና፡ ቊጠባዊ ምንጪ ናይ’ተን ደቂ-ኣንስትዮ ንምውሓስ እዩ። ሓላፊ...
ፖሊስ ዞባ ማእከል፡ ሲቪካዊ ስልጠና ንዝቐሰሙ መንእሰያት፡ ኣብ ምኽልኻል ገበንን ሕግታት ትራፊክን ኣፍልጦኦም ክብ ንምባል – ብ3 ለካቲት ኣብ ሲነማ ኢምፔሮ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣዛዚ ፖሊስ ዞባ ማእከል ኮሎኔል በየነ ኢሳቕ፡ ዕላማ’ቲ ሰሚናር ብቐንዱ –...
ኣብ ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ ዝተሃንጸ ዘበናዊ ኣብያተ-ፈተነ፡ ተመሃሮ ሕርሻዊ ምርምራት ከካይዱን ዓቕሞም ኣብ ስነ-ፍልጠታዊ ርኽበታት ክብ ከብሉን ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ኣብ’ቲ ኮለጅ ሓላፊ ክፍሊ ምውህሃድ ኣብያተ-ፈተነ ዶክተር ብርሃን ኽያር ገሊጹ።...
ኣብ ከተማ ዓዲ-ቐይሕ ናይ ዝጥርነፋ ሽዱሽተ ዓድታት – ምምሕዳራት ከባቢ ሓይነባን ሃዳሙን፡ ብፍግረ-መሬት ዝተባሕጕጐ ከባቢታት ንምፍዋስ፡ ማእቶታዊ ንጥፈታት ኣካዪደን። ኣመሓዳሪ ምምሕዳር ከባቢ ሓይነባ ኣቶ ጀማል መሓመድ ሽፋ፡ እቲ ብውሕጅ ዝተባሕጐጐ መሬት፡...
ሃማደኤ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ምውጋድ ሃሰይቲ ልምድታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ምኽንሻብ ደቂ-ኣንስትዮን መርዓ ትሕቲ ዕድመን ድማ ብፍላይ ዝምስገን ስራሓት ከም እተሰላሰለ፡ ብ2 ለካቲት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ሓቢሩ። ኣደ-መንበር ጨንፈር ወይዘሮ ኣለም በላይ፡ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ...
ዝኽሪ መበል 28 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል ብስራት ሓርነት” ብዝብል ቴማ ካብ 9 ክሳብ 11 ለካቲት ብድምቀት ንምጽምባል፡ ብልዑል ኮማዊ ተሳትፎ ክካየድ ዝቐነየ ምድላዋት ከም እተጻፈፈ፡ ኣቦ-መንበር ኣወሃሃዲት ሽማግለ በዓላት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ስራጅ...