Author - Staff

ደቡብ – ወርሓዊ ጽግያትን ጽልዋኡ ኣብ ትምህርቲን ይዝረበሉ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ዕድመ ግርዝውና ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ ዝርኣዩ ለውጥታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ወርሓዊ ጽግያትን ጽልዋኡ ኣብ ትምህርቲን ድማ ብፍላይ ዘተኰረ – ንልዕሊ 40 ሰብ ሞያ ጥዕና ኣስተምህሮ ሂቡ። እቲ ኣስተምህሮ፡ ደረጃ ንቕሓት...

ፕሮጀክት ሕርሻ ገርሰት ገስጋስ የመዝግብ

ኣብ ፕሮጀክት ሕርሻ ገርሰት፡ ኣብ ልምዓት ፍረታትን ኣሕምልትን ደሓን ገስጋስ ይምዝገብ ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ’ቲ ፕሮጀክት ኣብ ሓደ ሽሕ ሄክታር ልዕሊ 30 ሽሕ ኣግራብ ኣራንሺ፡ ማንጉስ፡ ግሬን፡ ለሚን፡ መንደሪን፡  ፓፓዮ፡ ዘይቱንን ተምሪን ተተኺሉ...

ነበርቲ ዳዕሮ-ጳውሎስ ጽርግያ ጸጊኖም

ነበርቲ ዳዕሮ-ጳውሎስ – ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ፡ ናብ ዓዶም ዝኣቱ ንተሽከርከርቲ ከጸግም ዝጸንሐ ናይ ሓመድ ጽርግያ ጸጊኖም። እቲ መስመር ንዕለታዊ ንጥፈታቶም ብኣሉታ ጸልይዎ ምጽንሑ ዝሓበረ ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ – ኣቶ ፍጹም ኣርኣያ፡ እቲ...

ኣብ በለዛ 1079 ዜጋታት መሬት ጤሳ ተዓዲሎም

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ በለዛ – ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ብ12 ለካቲት መስርሕ ምዕዳል መሬት ጤሳ ተኻዪዱ። ኣብ’ዚ ናይ ሕጂ ምዕዳል፡ 344 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 1079 ዜጋታት ከም እተዓደሉ ዝገለጸ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ዞባ ማእከል...

ደቡብ – 75 መንእሰያት ብዝተፈላለየ ሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት እምኒ-ሓይሊን ዓዲ-ዃላን፡ 75 መንእሰያት – ብዝተፈላለዩ ዓውደ-ሞያታት ናይ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝሰልጠና ወሲዶም ተመሪቖም። እቶም መንእሰያት፡ 15 ካብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ፡ 60 ድማ ካብ ንኡስ ዞባ እምኒ...

ፋብሪካ መፍረ ውጽኢት ፕላስቲክ ዕብየት መዝጊቡ

ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝርከብ ፋብሪካ መፍረ ውጽኢት ፕላስቲክ ኤርትራ፡ ኣብ መጠንን ብቕዓትን ፍርያቱ ዕብየት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ’ቲ ፋብሪካ ኣቶ መሓሪ ሰጊድ ገሊጹ። ኣቶ መሓሪ፡ እቲ – ንሃገራዊ ልምዓታዊ መደባት ብሓፈሻ፡ ንሕርሻዊ ልምዓት፡...

ማይ-ዓይኒ – መስርሕ መለሳ መሬት ብጽቡቕ ተሰላሲሉ

ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ፡ መስርሕ መለሳ መሬት ብጽቡቕ ከም እተሰላሰለ፡ ኣብ ዝተገብረ ገምጋም ተገሊጹ። ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተኽለ መሓሪ ንህዝቢ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ኣስታት 10 ሽሕ ህዝቢ ዝተሳተፎ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ከም እተኻየደ፡...

ባጽዕ – ‘ጐዳእቲ ልምድታት’ ብዓወደ-ዘተ ተዘሪቡሉ

ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ ሚኒስትሪ ጥዕናን ካልኦት መሻርኽትን፡ ብ12 ለካቲት ኣብ ከተማ ባጽዕ – ኣብ ምውጋድ ክሽቦ፡ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ካልኦት ጐዳእቲ ልምድታትን ዝቐንዐ ዓወደ-ዘተ ተኻዪዱ። ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ወይዘሮ...

ማእከል – ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ይድፋኣሉ

ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል፡ ብ12 ለካቲት – ኣብ ዓበይቲ ሕርሻዊ ንጥፈታት 2018 ንምዝታይ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ብዝለዓለ ክድፋኣሉ ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ’ቲ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር...

መንደፈራ – ኣብ ድሕነት ትራፊክ ተዘትዩ

ኣብ ከተማ መንደፈራ፡ ብ7 ለካቲት ኣብ ድሕነት ትራፊክ ብሓፈሻ ዝቐንዐ ዘተ ተኻዪዱ። ሓላፊ ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ደቡብ ሜጀር ሃብተ ገብሩ፡ ኣብ ህይወትን ንብረትን ዝወርድ ዘሎ ክሳራታት ንምግታእ፡ መራሕቲ መካይን ዘይሓላፍነታዊ ኣመራርሓ ከወግዱን ሕግታት ትራፊክ ብግቡእ...

Login

Categories