Author - Staff

ኣብ ቃልሲ ‘ኣንጻር ጐዳእቲ ልምድታት’ ሓድሽ ኣወዳድባ ተኣታትዩ

ኣብ ልዕሊ ህጻናትን ደቂ-ኣንስትዮን ሃስያ ከውርዱ ዝጸንሑ ጐዳእቲ ልምድታት ንምውጋድ ዝካየድ ጻዕርታት ኣድማዕነት ክህልዎ፡ ውህደት ዝምልከተን ኣካላት ንምርግጋጽ ሓድሽ ኣወዳድባ ተኣታትዩ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሑሴን ገሊጻ። ሚኒስተር ኣሚና፡ ብ20 ለካቲት...

ሳዋ – መማህራንን ኣለይትን ምምሕዳራዊ ኣስተምህሮ ተዋሂብዎም

ኣብ ሳዋ፡ ጥዕናውን ምምሕዳራውን ኣፍልጦ ኣለይቲ ተማሃሮን መማህራንን ክብ ንምባል ዝዕላማኡ፡ ብቤት-ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎን ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎትን ትምህርቲ ተወዲቡ። ኣብ’ቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ለካቲት ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ሕማም ዓሶ ሳላ ንቕሓት...

ተጋዳሊት ኣለም ዑቕባሚካኤል ጉብሳ ተሰዊኣ

ገዲም ተጋዳሊት ኣለም ዑቕባሚካኤል ጉብሳ፡ ብዘጋጠማ ሕማም ኣብ መበል 61 ዓመት ዕድመኣ ብ18 ለካቲት ተሰዊኣ። ኣብ ወርሒ መጋቢት 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈት ተጋዳሊት ኣለም፡ ፈለማ ኣብ ተዋጋኢ ሰራዊት፡ ድሕሪኡ ኣብ ክፍሊ ምልክት...

ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒ ከረን ተናኢዱ

ኣብ ሆስፒታል ከረን ዝርከብ ክፍሊ ሕክምና ዓይኒ፡ ኣብ ምፍዋስ ሕማማት ዓይኒ ብሓፈሻ፡ መብጣሕቲ ኣብ ዘድልዮም ሕማማት ድማ ብፍላይ ዝነኣድ ንጥፈታት የሰላስል ከምዘሎ፡ ክኢላ ሕክምና ዓይኒ ኣቶ ካሕሳይ ስዩም ሓቢሩ። እቲ ክፍሊ ዝህቦ ኣገልግሎት፡ ሓፈሻዊ ሕክምና ዓይኒን...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኣተባቢዑ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ – 2018 ተሳቲፎም፡ በብጾታኦም ኣብ ኩሉ ምድባት ዓበይቲ ዓወታት ንዝሓፈሱ ተቐዳደምቲ ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ትማሊ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ ኣብ ቤተ- መንግስቲ...

ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ልብሱ፡ ብ18 ለካቲት ንኣባላት 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ንፖሊሲ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ኣበርክቶኡ ኣብ ምሕያል ሃገራዊ መንነትን ልምዓት ሃገርን ዘተኰረ ሰሚናር ኣካዪዱ። መደብ ሃገራዊ...

ጢዖ – ኣንጻር ጐዳእቲ ልምድታት ጐስጓስ ይቕጽል

ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣቶ ሑመድ ዓሊ፡ ምስ ነበርቲ ሓውሲ ከተማ ጢዖ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ምኽንሻብ ደቂ- ኣንስትዮ ክውገድ ዘለዎ ሃሳዪ ልምዲ ምዃኑ ብትሪ ኣገንዚቡ። ጐዳእቲ ልምድታት ብሓፈሻ መርዓ ትሕቲ ዕድመን...

ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ‘ተመሃሮ ስነ-ኪነት’ ተመሪቖም

ካብ ሽውዓተ ናይ ስነ-ኪነት ኣብያተ- ትምህርቲ ድሕሪ ምምራቕ፡ ኣብ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ወተሃደራውን ፖለቲካውን ትምህርቲ ክቐስሙ ዝጸንሑ 637 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 1268 መንእሰያት፡ ብ17 ለካቲት ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ኣዛዚ...

ብዛዕባ ረቂቕ ባህላዊ ውርሻ ዝዘራረብ ዓውደ-ዘተ ተኸፊቱ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ዩኔስኮን ዝተወደበ፡ ንኣገባብ ምዝገባ ረቂቕ ባህላዊ ውርሻ ዝምልከት ዓውደ-ዘተ፡ ትማሊ 19 ለካቲት ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ። ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ፡ ኤርትራ – ሓንቲ ካብ’ተን ብረቂቕ ባህላዊ...

Login

Categories