Author - Staff

ኣገልግሎት ‘ኮማዊ ሆስፒታል ኣውሓ’ ንምስፋሕ ጻዕሪታት ይካየድ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ማይ-ነሃዩግ ዝርከብ ኮማዊ ሆስፒታል ኣውሓ፡ ንተቐማጦ ርሑቕ ገጠራት ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ዃላን ማይ-ምነን ዝህቦ ኣገልግሎት ንምምዕባልን ንምስፋሕን ጻዕሪታት ይካየድ ኣሎ። ሓላፊ’ቲ ኮማዊ ሆስፒታል፡ ነርስ ተስፋስላሰ ብርሃነ፡ ኣብ ምፍዋስ...

ጽርግያ ደቀምሓረ – ጸሮና ይጽገን ኣሎ

ብሰንኪ እርጋን ንመጓዓዝያ ከሸግር ዝጸንሐ – 65 ኪሎ-ሜተር ናይ ሓመድ ጽርግያ ደቀምሓረ – ጸሮና፡ ብኩባንያ ህንጻ ኣስቤኮ ይጽገን ኣሎ። እዚ ንንኡሳን ዞባታት ደቀምሓረ፡ ማይ-ዓይኒን ጸሮናን ዘራኽብን ኣብ ዕለታዊ መነባብሮ ተቐማጦ’ተን ንኡሳን...

ከረን – ኣብ ኣተገባብራ መደባት 2018 ተዘትዩ

ሽማግለ ጥሙር መኸተን ልምዓትን ኣብ ንኡስ ዞባ ከረን፡ መደባት ስራሕ 2017 ምርኲስ ብምግባር – ኣብ መደባት 2018ን ኣገባብ ኣተገባብራኦምን ዘትያ። ኣብ’ቲ ብ20 ለካቲት ኣብ ከተማ ከረን ዝተቓንዐ ኣኼባ፡ ዝሓለፈ ዓመት፡ ኣብ ትሽዓተ ዓድታት መስርሕ...

– ዓረዛ – መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ተዘትዪሉ – ጸሮና – ተመሃሮ ‘ዕድላት’ ኣብ ረብሓኦም ከውዕሉ ይምከሩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ – ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ሓሙሽተ ምምሕዳራት ከባቢ ዝተሃንጻ መዋእለ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ- ትምህርቲን፡ ን527 ቈልዑ ዕድል ትምህርቲ ከምዘርሓዋ፡ ምቊራጽ ተመሃሮ እውን ኣዝዩ ከም ዝተመሓየሸ፡ ሓላፊ ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ...

ንምሕደራ መዝሓሊታት ዝምልከት ስልጠና ተዋሂቡ

ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ኣብ ምሕደራ መዝሓሊታትን ብኣኦም ዝዓዩ ናውትን ብምትኳር፡ ኣብ ኣዳራሽ ሜድያን ሆቴል – ኣስመራ ስልጠና ሂቡ። እቲ ምስ ግብራዊ ስራሕ ተሰንዩ ን30 ቴክኒሻናት፡ ኣምጻእቲን ተቘጻጸርትን መሳርሒታት መዝሓሊ ዝተዋህበ ናይ...

ኣብ ኣዱሊስ፡ ንዝሰፍሐ መጽናዕቲ ዝደፍእ ኣሰራት ተረኺቡ

ኣብ ጥንታዊት ወደብ ኣዱሊስ፡ ብኣላይነት ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ – ብዝተኻየደ ኲዕታን መስርሕ ምጽጋንን ዳህሳስን፡ ንምስጢር ናይ’ቲ ከባቢ ዘጒልሕን ንዝሰፍሐ መጽናዕቲ ዝደፍእን ሓድሽ ኣሰራት ተረኺቡ። ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፉ ዘለዉ ክኢላታት፡ ኣብ’ቲ...

ጸሮና – ኣስታት 40 ሽሕ ጥሪት ተኸቲበን

ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ደቡብ፡ ጥዕና ጥሪት ንምውሓስ ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና – ንክልተ ሰሙን ዝቐጸለ ወፍሪ ክታበት ኣካዪዱ። ኣወሃሃዲ ሕክምና እንስሳታት ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መንእሰይ መብራህቱ መዝገቦ፡ በቲ ንሓረስቶት ቀረባ ኣብ ዝኾና 21 ነቚጣታት...

ዓንሰባ – ለሰታት ሩባ ዓንሰባ ክለምዕ ይሕተት

ኣብ ገማግም ሩባ ዓንሰባ ዝርከብ ለሰታት፡ መእለዪ ውሕጅ ተሰሪሑሉ ንምልማዑ ተበግሶታት ክውሰድ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ጸጋታትን ተኽእሎታትን ንምዕዛብ – ኣብ ንኡስ ዞባ ሃበሮ ዑደት ኣብ ዝገበረሉ ኣጋጣሚ ኣዘኻኺሩ። ልምዓት ኣብ ገማግም ሩባ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንፕረዚደንት ‘ፊፋ’ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንፕረዚደንት ኣህጉራዊ ፈደረሽን ኲዕሶ እግሪ፡ ማለት ‘ፊፋ’ – ጃን ኢንፋንቲኖ፡ ትማሊ ዓርቢ 23 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ፡ ኣብ መቐበል-ኣጋይሽ ደንደን ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ‘ፊፋ’...

ንቀጸላ ‘ኦዞን’ ኣብ ዘርቅቑ ባእታታት ተዘትዩ

ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን፡ ምሕደራ መዝሓሊታትን ብኣኦም ዝዓዩ ናውቲን ንምውሓስ ዝዕላማኡ – ብ19 ለካቲት ኣብ ሚድያን ሆቴል – ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ካብ መንግስታውያንን ብሕታውያንን ትካላት ዝተወከሉ ክኢላታት ዝተሳተፍዎ፡ ናይ...

Login

Categories