ኣመሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ወ/ሮ ኣስመረት ኣብርሃ፡ ገስጋስ ናይቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ቅሮራ መነባብሮ ህዝቢ ንምምሕያሽ ዝሰላሰል ዘሎ መደባት ልምዓት ብሓፈሻ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ድማ ብፍላይ ንምዕዛብ ዑደት ኣብ ዝገበረትሉ፡ ብዛዕባ ብቕዓቱ፡ ኣሳልጦኡን...
Author - Staff
ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ሓረስቶት ኣብ ሰብሰርሖ ቀመማዊ ድዅዕን መድሃኒታት ጸረ-ባልዕን ምምርኳስ ንኸጉድሉ ክወስዶ ብዝጸንሐ ተበግሶታት፡ ኣብ ዞባ ማእከል ‘ኮምፖስት’ ዘማእከለ ውሁድ ምሕደራ ተኽሊ ንምትብባዕ ይሰርሕ ኣሎ። ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል፡ ሓረስቶትን...
ሓደጋታት ተሽከርከርቲ ብምግታእ ኣብ ሂወትን ንብረትን ዝወርድ ጉድኣት ንምንካይ፡ መራሕቲ ተሽከርከርቲ ንቕሓቶም ብምብራኽ ሕጊ ትራፊክ ተኸቲሎም ክመላለሱ፡ ኣዛዚ ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ማእከል ጸዊዑ። ሌተናል ኮሎኔል ታደሰ ብርሃነ ምስ ኤሪና ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት፡...
Arabic Evening News for December 18, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for December 18, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for December 18, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for December 18, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for December 17, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Tigrinya Evening News for December 17, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for December 17, 2020 – ERi-TV, Eritrea