Author - Staff

ጋሽ-ባርካ – 90 መንእሰያት ሞያዊ ስልጠና ረኺቦም

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ጋሽ- ባርካ፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ባረንቱ፡ ሃይኮታን ሻምብቆን ብሞያታት ኤዲቲንግ፡ ግራፊክስን ስነ-ጽባቐ ጸጒሪ ርእስን ዘሰልጠኖም 90 መንእስያት ኣመሪቑ። እቲ ትምህርቲ፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ባረንቱ ን15...

ሃማደኤ ዞ/ደቡብ፡ ንተመሃሮ ተሓጋገዝቲ ነርስ ኣስተምህሮ ሂቡ

ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዞባ ደቡብ፡ ንተመሃሮ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ፡ ኣብ ስነ-ልቦናን ማሕበራዊ ንቕሓትን ዘተኰረ ኣስተምህሮ ወዲቡ። ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ደቡብ ወይዘሮ ኣበራሽ ህብታይ፡ እወታውን ኣሉታውን ጽልዋ መዘና፡ ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን...

ስልጠና ‘ዕቃበ ረቂቕ ባህላዊ ውርሻ’ ተዛዚሙ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ውድብ ትምህርቲ፡ ስነ-ፍልጠትን ባህልን ሕቡራት ሃገራት – ዩኔስኮን ተወዲቡ፡ ኣብ ኣስመራ ክወሃብ ዝቐነየ፡ ኣብ ዕቃበ ረቂቕ ባህላዊ ውርሻታት ዘተኰረ ስልጠና፡ ትማሊ 28 ለካቲት ተዛዚሙ። እዚ ብግብራዊ ኣብነታት...

ማእከል – ኣብ ምም/ከባቢ ዓደርዓዳ መሬት ጤሳ ተዓዲሉ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓደርዓዳ – ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ፡ 138 ደቂ-ኣንስትዮ ንዝርከባኦም 440 ዜጋታት መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። ብ24 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ መስርሕ ምዕዳል፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ዞባ ማእከል፡ ኣቶ መኮነን ማኢል፡...

መንእሰያት ህርጉድ ኣብ ምዕቃብ ማይን ሓመድን ይነጥፉ

መንእሰያት ህርጉድ – ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ መሬት ሕርሻ ሰንጢቑ ዝሓልፍ ኣስታት 5 ኪሎ-ሜተር ሩባ ንምዝላይ ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። እቶም መንእሰያት፡ ነቲ ብምዕቃብ ማይን ሓመድን ጀሚሮምዎ ዘለዉ ዕዮ፡ ብምጽጋን ጽርግያን ካልእ ንጥፈታትን ክቕጽልዎ ምዃኖም...

ዞ/ሰ/ቀ/ባሕሪ – መሰረታዊ ኣገልግሎታት ጥዕና ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዝርጋሐን ብቕዓትን ትካላት ጥዕና ንምርግጋጽ ብዝተኻየደ ወፍሪ፡ ብሓፈሻ ልዕሊ 90 ሚእታዊት ካብ ህዝቢ’ቲ ዞባ ኣገልግሎት ጥዕና ከምዝረክብ፡ 74 ሚእታዊት ካብኡ ነቲ ኣገልግሎት ኣብ ውሽጢ 10 ኪሎ-ሜተር ከምዝረኽቦ ተገሊጹ። ሓላፊ...

ዓንሰባ – 150 ርእሳነ-መማህራን ስልጠና ተዋሂብዎም

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዞባ ዓንሰባ ንዝነጥፉ ርእሳነ-መማህራን መባእታን ማእከላይን ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ኣብ ምሕደራ ጸጋታት ዝጸንሖም ዓቕምን ክእለትን ክብ ንምባል ዝሕግዝ ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ ንሓሙሽተ መዓልትታት ዝቐጸለ ስልጠና፡ ንተራ መምህር ብሓፈሻ ርእሰ...

መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ይዝተየሉ

ኣብያተ-ትምህርቲ ሰሜናዊ ምዕራብ ኣስመራ፡ ብ22 ለካቲት ኣብ ምሕያል መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝዘተየ ኣኼባ ኣካዪደን። ኣብ’ቲ ዳይረክተራት፡ ሱፐርቫይዘራትን ኮሚተ ወለድን ዝተሳተፉሉ ርክብ፡ ብወገን ተመሃሮን መማህራንን ኣብ ዝርኣዩ ጸገማትን ንምፍትሖም ክግበር...

Login

Categories