መደብ ውህለላን ንኡስ ልቓሕን (መውል)፡ ብደረጃ ሃገር ዝርጋሐኡ ብምስፋሕ ጠለብ ዓማዊሉ ንምምላእን ብቕዓት ኣሰራርሓኡ ንምሕያልን፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ስትራተጂካዊ ውጥን ነዲፉ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ናይ 2017 ንጥፈታቱ ንምግምጋም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ሓቢሩ። ብ28 ለካቲት...
Author - Staff
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ቊጽሪ ትካላት ትምህርቲ ናይ ልዕሊ ትሽዓተ ዕጽፊ ዕብየት ብምምዝጋቡ፡ ካብቶም ክመሃሩ ዝግብኦም ቈልዑ – ልዕሊ 91 ሚእታዊት ዕድል ትምህርቲ ይረኽቡ ምህላዎም፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ መምህር ረሺድ መሓመድ- ዑስማን...
ኣብ ከተማ ከረን፡ ኣብ ምዕቃብን ምስሳንን ኣግራብ ውጽኢታዊ ስራሕ ከም ዝተዓመ፡ ሓላፊ ኣሃዱ ልምዓት ከተማ ኣቶ መልኣከ ሕድሩ ገሊጹ። ብውህደት ነበርትን ዝምልከቶም ኣካላትን፡ በብእዋኑ ብእርጋን ይኹን ካልእ ምኽንያታት ክበርስ ዝጸንሐ ኣግራብ ንምትካእ፡ ተበግሶታት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ንነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ሕርጊጎ፡ ከምኡ’ውን ተመሃሮ ኣብያተ-ትምህርቲ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሰምሃርን ስጋለትን፡ ኣብ ሕጊ ዘተኰረ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ኣዛዚ ካልኣይ መደበር ፖሊስ ባጽዕ ተለንተ ዛይድ ተስፋዝጊ፡ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተሰጋገረ...
ነበርቲ 13 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዒላ-በርዕድ፡ ኣብ ከባቢኦም ዝሰላሰሉ ዘለዉ ልምዓታዊ መደባት ንምዕዋት ዓጸፋ ከምዝሰርሑ ገሊጾም። ምስ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ መሓመድ-ሓምድ ዓሽከራይ ኣብ ዝገበርዎ ርክብ፡ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ዝርከባ ትካላት ትምህርቲ...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ልዕሊ ህጻናትን ደቂ-ኣንስትዮን ጥዕናውን ስነ-ኣእምሮኣውን ሃስያ ዘስዕቡ ጐዳእቲ ልምድታት ንምግታእ ብዛዕባ ዘኽእሉ መደባት ዝዝቲ ኣኼባ፡ ብ2 መጋቢት ኣብ ከተማ መንደፈራ ተኻዪዱ። እቲ ኣኼባ፡ ምኽንሻብ ጓል-ኣንስተይቲን መርዓ ትሕቲ-ዕድመን...
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ እንተላይ ኣብ ጐረባብትና ተላቢዑ ዘሎ ‘ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ’፡ ኣፍልጦ ሰብ-ሞያ ሕርሻ ንምብራኽ፡ ብ1 መጋቢት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ብክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል ዝተወደበ ኣስተምህሮ፡ ክራማት ቅድሚ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ድባርዋ፡ ኣብ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘጋጥሙ ጸገማት ብምልላይ – ፍታሕ ንምምጻእ ዝዓለመ ርክብ ብ23ን 24ን ለካቲት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ርእሳነ-መማህራን፡ ሱፐርቫይዘራትን ወከልቲ ጨናፍር ሚኒስትሪታትን ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ኣብ ኩለን...
ኣብያተ-ትምህርቲ፡ ጥጡሕ ናይ ምብህሃል ባይታ ብምፍጣር ጸገማተን ኣለልየን ንምፍትሑ ክሰርሓ፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ደቡብ፡ መምህር ህብትዝጊ ኪዳነ፡ ኣብ ከተማ ደቀምሓረ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣዘኻኺሩ። ኣብ’ቲ ብ20ን 21ን ለካቲት ምስ ርእሳነ-መማህራን...
ኣብ ጀርመን፡ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን፡ ንግስነት ስዑዲ-ዓረብን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ጥምረቶምን ምስ ሃገሮም ዘለዎም ምትእስሳርን ዘደንፍዕ፡ ከምኡ’ውን ርድኢቶም ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ዘበርኽ መደባት ኣሰላሲሎም። ብመሰረት’ዚ፡ ጨንፈር ሃገራዊ...