ኣብ ድባርዋ፡ ብሞያ ዝሰልጠኑ ልዕሊ 60 መንእሰያት፡ ብ6 መጋቢት ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት ብመሰረት ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ኣብ 2017/2018 ብጠቕላላ ልዕሊ 470 መንእሰያት፡ ካብ 3 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝቐጸለ – ብጽርበት ዕንጸይቲ፡ ምርባሕ ንህቢ፡...
Author - Staff
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንመስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ብኣሉታ ዝጸልዉ ጉዳያት ብንጹር ስለእተለለዩ – ቅልጡፍ ፍታሕ ክናደየሎም ጻውዒት ቀሪቡ። ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ብ9 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ገምጋም፡ መስርሕ ምርግጋጽ ብቕዓት ትምህርቲን ምሕያል ውጽኢት...
ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ድገን፡ ውጽኢት ተመሃሮ እናዓዘዘ ከምዝመጸ፡ እዚ ድማ ፍረ ውሁድ ጻዕሪ ኮማትን ኣብያተ- ትምህርትን ከምዝኾነ፡ በብከባቢኡ ኣብ ዝተኻየደ ርክባት ተሓቢሩ። ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ ኣብ ዝተኻየደ፡ እወታውን ኣሉታውን...
በብግዜኡ ምስ ህዝቢ ዝካየድ ርክባት፡ ጸገማት ብምልላይ ፍታሕ ንምንዳይ ኣዝዩ ሓጋዚ ምዃኑ፡ ኣቦ-መንበር ባይቶ ዞባ ማእከል ኣቶ ኣብርሃም ሰመረ፡ ንዕላማ ናይ’ቲ ካብ 8 ክሳብ 25 ለካቲት ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባታት ብዝምልከት ምስ ኤሪና ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት...
ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ሃውሽ፡ ኣስነዳ፡ ሸጋሊን ኣስማጥን – ንኡስ ዞባ ኣስማጥ፡ መስርሕ ምድልዳል መሬት ሕርሻ ንምስልሳል ምዝገባ ተኻዪዱ። እቲ ካብ 15 ጥሪ ክሳብ 23 ለካቲት ዝተኻየደ መስርሕ ምዝገባ፡ ብቐንዱ እቶትን እቶታውነትን ንምድንፋዕ ዝዓለመ ኮይኑ፡...
ኣብ ከተማ ከረን ዝርከብ ናይ ብርኪ ኩባንያ መፍረ መድሃኒት ‘ኣዘል’፡ 40 ሚእታዊት ካብ ጠለብ መድሃኒት ሃገርና የማልእ ከምዘሎ፡ ብምሉእ ዓቕሙ ምስ ዝነጥፍ ድማ ክሳብ 60 ሚእታዊት ከማልእ ዓቕሚ ከምዘለዎ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ምስግና ተኽለኣብ...
ERi-TV Sports: ሰሙናዊ ፍጻሜታት ስፖርት/ Weekly Sports News
ኣብ ለንደን፡ ፈረንሳ፡ ጀርመንን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ሃገራዊ ጥምረቶም ንምድልዳልን ኣበርክቶኦም ኣብ ሃገራዊ መደባት ንምድንፋዕን ዝዓለመ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣቶ...
ተቐማጦ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ ንውሕስነት ናይ’ቲ ብኩባንያ ህንጻ ብድሆ ሓፈሻዊ ህንጸት መሰረታዊ ጽገና ዝተገብረሉ – 30 ኪሎ-ሜተር ዝንውሓቱ መስመር እምኒ-ሓይሊ – ዓዲ-ባሓይላይ ወፈራታት የካይዱ ኣለዉ። ብመሰረት ሓበሬታ ኣማሓዳሪ’ቲ ንኡስ...
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ – 8 መጋቢት፡ “እርከና ደቂ-ኣንስትዮ – መቕድም ምዕሩይነት” ብዝብል ቴማ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ብዝተፈላለየ መሰናድኦታት ተዘኪራ። ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፡ 8...